ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 መክብብ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 ትሕዝቶ 1 ኵሉ ኸንቱ እዩ (1-11) ምድሪ ንዘለኣለም ትነብር (4) ተፈጥሮኣዊ ዑደት ይቕጽል (5-7) ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር የልቦን (9) ጥበብ ሰብ ድሩት እዩ (12-18) ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይ (14) 2 ዕዮን ጻዕርን ሰሎሞን ተገምገመ (1-11) ተዛማዲ ዋጋ ጥበብ ሰብ (12-16) ከንቱነት ጻዕሪ (17-23) ብላዕን ስተን ብጻዕርኻ ተሓጐስን (24-26) 3 ንዅሉ ገግዜኡ ኣለዎ (1-8) ብህይወት ምንባር፡ ውህበት ኣምላኽ እዩ (9-15) ዘለኣለማውነት ኣብ ልቢ ሰብ ኣሎ (11) ኣምላኽ ንዅሉ ብፍትሒ ይፈርድ (16, 17) ሰባት ኰኑ እንስሳታት ይሞቱ (18-22) ኵላቶም ናብ ሓመድ ይምለሱ (20) 4 ጭቈና ኻብ ሞት ይገድድ (1-3) ሚዛናዊ ርእይቶ ዕዮ (4-6) ኣገዳስነት ፈታዊ (7-12) ካብ ሓደስ ክልተ ምዃን ይሓይሽ (9) ህይወት ገዛኢ ኸንቱ ኪኸውን ይኽእል (13-16) 5 ግቡእ ፍርሃት ኣሕዲርካ ናብ ኣምላኽ ቅረብ (1-7) ታሕተዎት ብላዕለዎት ይጥመቱ (8, 9) ከንቱነት ሃብቲ (10-20) ፈተውቲ ገንዘብ ከቶ ኣይጸግቡን (10) ድቃስ ዓያዪ ጥዑም እዩ (12) 6 ጥሪት ብዘይ ሓጐስ (1-6) ብዘሎካ ተሓጐስ (7-12) 7 ጽቡቕ ስምን መዓልቲ ሞትን (1-4) መግናሕቲ ጥበበኛ (5-7) ካብ መጀመርታስ መወዳእታ ይሓይሽ (8-10) ጥቕሚ ጥበብ (11, 12) ሰናይ መዓልትን ሕማቕ መዓልትን (13-15) እምብዛ ጻድቕ ወይ እምብዛ እኩይ ኣይትኹን (16-22) ትዕዝብትታት እቲ ኣካቢ (23-29) 8 ኣብ ትሕቲ ዘይፍጹም ሰብኣዊ ገዛኢ (1-17) ትእዛዛት ንጉስ ሓሉ (2-4) ግዝኣት ሰብ ጐዳኢ እዩ (9) ፍርዲ ቐልጢፉ ምስ ዘይፍጸም (11) ብላዕ፡ ስተ፡ ተሓጐስ (15) 9 ኵሎም ሕደ መወዳእታ ኣለዎም (1-3) ሞት እኳ እንተሎ፡ ብህይወት ተሓጐስ (4-12) ምዉታት ገለ እኳ ኣይፈልጡን (5) ኣብ መቓብር ንጥፈታት የልቦን (10) ግዜን ኣጋጣምን (11) ጥበብ ወትሩ ኣኽቢርካ ኣይትርአን (13-18) 10 ንእሽቶ ዕሽነት ንጥበብ ይዕብልላ (1) ዘይብቑዕ ምዃን ዘለዎ ሓደጋታት (2-11) ዜሕዝን ኵነታት ዓሻ (12-15) ኣብ መንጎ ገዛእቲ ዘሎ ዕሽነት (16-20) ዑፍ ንቓላትካ ኽትደግሞ ትኽእል እያ (20) 11 ንእትረኽቦ ኣጋጣሚ ተጠቐመሉ (1-8) ንእንጌራኻ ናብ ማያት ደርብዮ (1) ካብ ንግሆ ኽሳዕ ምሸት ዝራእ (6) ሓላፍነት እናተሰምዓካ ብንእስነትካ ተሓጐስ (9, 10) 12 እርጋን ከይመጸ ንፈጣሪኻ ዘክሮ (1-8) እቲ ኣካቢ ዝበጽሖ መደምደምታ (9-14) ቃላት ጥበበኛታት ከም በሊሕ በትሪ (11) ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ፍርሃዮ (13) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መክብብ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም መክብብ—ትሕዝቶ ትግርኛ መክብብ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt መክብብ ገጽ 802-803