መዝሙር 134:1-3
-
ብለይቲ ንየሆዋ ምውዳስ
-
“ኣእዳውኩም ብቕድስና ኣልዕሉ” (2)
-
መዝሙር ምድያብ።
134 ኵልኹም ገላዉ የሆዋ፡+ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት የሆዋ እትቘሙ፡+ንየሆዋ ወድስዎ።
2 ኣእዳውኩም ብቕድስና* ኣልዕሉ፡+ንየሆዋ ኸኣ ወድስዎ።
3 እቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ የሆዋ፡ካብ ጽዮን ይባርኽካ።
እግረ ጽሑፍ
^ ወይ፡ “ኣብ መቕደስ” ኪኸውን ይኽእል።