ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 እዝራ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 ትሕዝቶ 1 እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ንጉስ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ (1-4) እቶም ምሩኻት ካብ ባቢሎን ኪምለሱ ዝገበርዎ ምድላዋት (5-11) 2 ዝርዝር ስማት እቶም እተመልሱ ምሩኻት (1-67) ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ (43-54) ደቂ ገላዉ ሰሎሞን (55-57) ነታ ቤተ መቕደስ ዚኸውን መስዋእቲ ፍታው (68-70) 3 መሰውኢ ዳግም ተሰርሐ፡ ኣብኡ መስዋእቲ ቐረበ (1-6) ዳግመ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ጀመረ (7-9) መሰረት እታ ቤተ መቕደስ ተሰረተ (10-13) 4 ነታ ቤተ መቕደስ ኪሃንጽዋ ኸለዉ ዘጋጠሞም ተቓውሞ (1-6) ጸላእቲ ናብ ንጉስ ኣርታሕሻስታ ጥርዓን ኣቕረቡ (7-16) ኣርታሕሻስታ መለሰ (17-22) ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ተቛረጸ (23, 24) 5 ኣይሁድ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ጀመሩ (1-5) ታትናይ ናብ ንጉስ ዳርዮስ ዝጸሓፋ ደብዳበ (6-17) 6 መርመራን ትእዛዝን ዳርዮስ (1-12) ቤተ መቕደስ ተሃኒጻ ተወድአትን ተመረቐትን (13-18) ፋስጋ ተባዕለ (19-22) 7 እዝራ ናብ የሩሳሌም መጸ (1-10) ኣርታሕሻስታ ንእዝራ ዝሃቦ ደብዳበ (11-26) እዝራ ንየሆዋ ወደሶ (27, 28) 8 ዝርዝር ስማት እቶም ምስ እዝራ እተመልሱ (1-14) ነቲ ጕዕዞ ዝገበርዎ ምድላዋት (15-30) ካብ ባቢሎን ነቒሎም ናብ የሩሳሌም መጹ (31-36) 9 እስራኤል ምስ ካልኦት ኣህዛብ ተዋሰበ (1-4) እዝራ ዘቕረቦ ጸሎት ኑዛዜ (5-15) 10 ጓኖት ኣንስቲ ኺሰድዱ ዝኣተውዎ ኺዳን (1-14) ነተን ጓኖት ኣንስቶም ሰደድወን (15-44) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ እዝራ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እዝራ—ትሕዝቶ ትግርኛ እዝራ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt እዝራ ገጽ 574