ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 ዘካርያስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 ትሕዝቶ 1 ናብ የሆዋ ኺምለሱ ዝቐረበ ጻውዒት (1-6) ‘ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እየ’ (3) ራእይ 1፦ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ዚመላለሱ ፈረሰኛታት (7-17) ‘የሆዋ ንጽዮን ከም ብሓድሽ ኬጸናንዓ እዩ’ (17) ራእይ 2፦ ኣርባዕተ ቐርንን ኣርባዕተ ኢደ ጥበበኛታትን (18-21) 2 ራእይ 3፦ ገመድ መለክዒ ዝሓዘ ሰብኣይ (1-13) የሩሳሌም ክትልካዕ እያ (2) የሆዋ፡ “ኣብ ዙርያኣ መካበብያ ሓዊ” ይዀነላ (5) መርዓት ዓይኒ ኣምላኽ ምትንካይ (8) ብዙሓት ኣህዛብ ምስ የሆዋ ኺሓብሩ እዮም (11) 3 ራእይ 4፦ ክዳውንቲ እቲ ሊቀ ኻህናት ተተክአ (1-10) ሰይጣን ንእያሱ እቲ ሊቀ ኻህናት ተጻረሮ (1) ‘ንጊልያይ ብቋል ከምጽኦ እየ’ (8) 4 ራእይ 5፦ ቀዋሚ ቐንዴልን ክልተ ኦም ኣውልዕን (1-14) ‘ብመንፈሰይ እምበር፡ ብሓይሊ ኣይኰነን’ (6) ንመዓልቲ ንኣሽቱ ጅመራ ኣይትንዓቑ (10) 5 ራእይ 6፦ እትነፍር ጥቕልልቲ መጽሓፍ (1-4) ራእይ 7፦ ኤፋ (5-11) ኣብ ውሽጢ እታ ኤፋ፡ እከይ ዝስማ ሰበይቲ (8) እታ ኤፋ ናብ ሲንኣር ተወስደት (9-11) 6 ራእይ 8፦ ኣርባዕተ ሰረገላ (1-8) እቲ ብቋል፡ ንጉስን ካህንን ኪኸውን እዩ (9-15) 7 የሆዋ ኻብ ልቢ ዘይኰነ ጾም ይዅንን (1-14) “ብሓቂዶ ንዓይ ኢኹም ጾይምኩምለይ፧” (5) ‘ንሓድሕድኩም ፍትሒ ግበሩ፡ ብተኣማንነት ተፋቐሩ፡ ተምሓሓሩ።’ (9) 8 የሆዋ ንጽዮን፡ ሰላምን ሓቅን ይህባ (1-23) የሩሳሌም፡ “ከተማ ሓቂ” (3) “ንሓድሕድኩም ሓቂ ተዛረቡ” (16) ካብ ጾም ናብ በዓል (18, 19) ‘ሃየ ንየሆዋ ንድለዮ’ (21) ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ኺሕዙ እዮም (23) 9 ኣምላኽ ነቶም ኣብ ጐደቦታት ዘለዉ ኣህዛብ ዚፈረዶ ፍርዲ (1-8) ምምጻእ ንጉስ ጽዮን (9, 10) ኣብ ኣድጊ እተወጥሐ ትሑት ንጉስ (9) ህዝቢ የሆዋ ኺፍትሑ እዮም (11-17) 10 ንናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ዘይኰነስ፡ ንየሆዋ ዝናም ለምንዎ (1, 2) የሆዋ ንህዝቡ ሓደ ይገብሮም (3-12) ካብ ቤት ይሁዳ ዚመጽእ ኣውራ (3, 4) 11 ንናይ ሓቂ ጓሳ ኣምላኽ ዘይምቕባል ዜስዕቦ ሳዕቤናት (1-17) “ነተን መጓሰ ማሕረዲ ጓስየን” (4) ክልተ በትሪ፦ ደስታን ሕብረትን (7) ዓስቢ ጓሳ፦ 30 ብሩር (12) እቲ ገንዘብ ናብ ቤት መዝገብ ተደርበየ (13) 12 የሆዋ ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ኪከላኸለለን እዩ (1-9) የሩሳሌም፡ “ከቢድ እምኒ” (3) ነቲ እተወግአ ዋይዋይ ይብሃለሉ (10-14) 13 ጣኦታትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪውገዱ እዮም (1-6) ናይ ሓሶት ነብያት ኪሓፍሩ እዮም (4-6) እቲ ጓሳ ኺውቃዕ እዩ (7-9) ሲሶ ኺጸርዩ እዮም (9) 14 ምሉእ ዓወት ናይ ሓቂ ኣምልኾ (1-21) ከረን ኣውልዕ ኣብ ፍርቂ ኺስንጠቕ እዩ (4) የሆዋ ሓደ ኪኸውን፡ ስሙ እውን ሓደ ኪኸውን እዩ (9) ኣብ ልዕሊ ተጻረርቲ የሩሳሌም ዚወርድ መቕዘፍቲ (12-15) ምብዓል በዓል ዳስ (16-19) ኵሉ ቝራዕ ንየሆዋ ኪቕደስ እዩ (20, 21) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ዘካርያስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዘካርያስ—ትሕዝቶ ትግርኛ ዘካርያስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ዘካርያስ ገጽ 1134-1135