ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 32 33 34 ዘዳግም ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 32 33 34 ትሕዝቶ 1 ንቕሎ ኻብ ከረን ሆሬብ (1-8) ኣሕሉቕን ፈራዶን ተሸሙ (9-18) ኣብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣይተኣዘዙን (19-46) እስራኤል ናብታ ምድሪ ምእታው ኣበየ (26-33) ንከነኣን ንምውራር እተገብረ ፈተነ ፈሸለ (41-46) 2 ኣብ በረኻ ዀለል ዝበሉሉ 38 ዓመት (1-23) ኣብ ልዕሊ ሲሆን ንጉስ ሔስቦን እተረኽበ ዓወት (24-37) 3 ኣብ ልዕሊ ዖግ ንጉስ ባሳን እተረኽበ ዓወት (1-7) ነታ ብምብራቕ ዮርዳኖስ እትርከብ ምድሪ ተማቐልዋ (8-20) ንእያሱ ኸይፈርህ ተነግሮ (21, 22) ሙሴ ናብታ ምድሪ ኸም ዘይኣቱ ተሓበረ (23-29) 4 እዙዛት ኪዀኑ ዝቐረበ ጻውዒት (1-14) ግብርታት ኣምላኽ ኣይትረስዕዎ (9) የሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ይደሊ (15-31) ብዘይካ የሆዋ ኻልእ ኣምላኽ የልቦን (32-40) ብምብራቕ ዮርዳኖስ ዚርከባ ኸተማታት ዕቝባ (41-43) መእተዊ እቲ ሕጊ (44-49) 5 ኣብ ሆሬብ እተኣትወ ኺዳን የሆዋ (1-5) እተን ዓሰርተ ትእዛዛት ዳግም ተጠቕሳ (6-22) እቶም ህዝቢ ኣብ ከረን ሲና ፈርሁ (23-33) 6 ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ኣፍቅሮ (1-9) “ኦ እስራኤል፡ ስማዕ” (4) ወለዲ ንደቆም ይምሃርዎም (6, 7) ንየሆዋ ኣይትረስዓዮ (10-15) ንየሆዋ ኣይትፈትንዎ (16-19) ንዚቕጽል ወለዶ ንገሮ (20-25) 7 ዚጠፍኡ ሸውዓተ ኣህዛብ (1-6) እስራኤል እተሓርየሉ ምኽንያት (7-11) ተኣዛዝነት ኣብ መጻኢ ኣሳልጦ የምጽእ (12-26) 8 ካብ የሆዋ ዚርከብ በረኸት (1-9) ‘ሰብ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን’ (3) ንየሆዋ ኣይትረስዓዮ (10-20) 9 እታ ምድሪ ንእስራኤል እተዋህበትሉ ምኽንያት (1-6) እስራኤል ንየሆዋ ኣርባዕተ ሳዕ ኣቘጥዖ (7-29) ምራኽ ወርቂ (7-14) ሙሴ ለመነሎም (15-21, 25-29) ተወሳኺ ሰለስተ ዜቘጥዕ ተግባር (22) 10 ክልተ ጽላት ዳግም ተጸርባ (1-11) የሆዋ ዚደልዮ (12-22) ንየሆዋ ፍርሃዮን ኣፍቅሮን (12) 11 ዕቤት የሆዋ ርኢኻ (1-7) ምድሪ ተስፋ (8-12) ተኣዛዝነት ዜምጽኦ ዓስቢ (13-17) ንቓላት ኣምላኽ ኣብ ልብኹም ቅረጽዎ (18-25) “በረኸትን መርገምን” (26-32) 12 ኣብታ የሆዋ ዝሓረያ ቦታ ኣምልኹ (1-14) ስጋ ብላዕ፡ ደም ግና ኣይትብላዕ (15-28) ብኻልኦት ኣማልኽቲ ኣብ መጻወድያ ኣይትእቶ (29-32) 13 ከሓድቲ እንታይ ኪግበሩ ኸም ዘለዎም (1-18) 14 ዘይግቡእ መግለጺ ሓዘን (1, 2) ንጹህን ርኹስን ምግቢ (3-21) ንየሆዋ ዚውሃብ ዕሽር (22-29) 15 ኣብ ሸሸውዓተ ዓመት፡ ዕዳ ይሰረዝ (1-6) ንድኻ ዚግበር ረድኤት (7-11) ኣብ ሸሸውዓተ ዓመት፡ ባርያ ሓራ ይውጻእ (12-18) እዝኒ ባርያ ብመስፈ ኣንኵል (16, 17) በዅሪ እንስሳ ይቀደስ (19-23) 16 ፋስጋ፣ በዓል ቅጫ (1-8) በዓል ሰሙናት (9-12) በዓል ዳስ (13-17) ምሻም ፈራዶ (18-20) ኬምልኽዎ ዘይግባእ ነገር (21, 22) 17 መስዋእቲ ጕድለት ዘይብሉ ይኹን (1) ኣተሓሕዛ ጕዳይ ክሕደት (2-7) ኣጸጋሚ ጕዳይ ፍርዲ (8-13) ንናይ መጻኢ ንጉስ እተዋህበ መምርሒ (14-20) ንጉስ፡ ቅዳሕ እቲ ሕጊ ይጽሓፍ (18) 18 ግደ ኻህናትን ሌዋውያንን (1-8) ኵሉ ዓይነት ጥንቍልና ተኸልከለ (9-14) ከም ሙሴ ዝኣመሰለ ነብዪ (15-19) መለለዪ ናይ ሓሶት ነብያት (20-22) 19 ዕዳ ደምን ከተማታት ዕቝባን (1-13) ምልክት ዶብ ኣይተግዕዝ (14) ኣብ ቅድሚ ፈራዶ ዚቐርቡ መሰኻኽር (15-21) ክልተ ወይ ሰለስተ መሰኻኽር የድልዩ (15) 20 ሕግታት ውግእ (1-20) ካብ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ናጻ ዚኸውን (5-9) 21 ቀታሊ መን ምዃኑ ምስ ዘይፍለጥ (1-9) ንምርኽቲ ምምርዓው (10-14) መሰል በዅሪ (15-17) ነቓጽ ወዲ (18-21) ኣብ ጕንዲ እተሰቕለ ሰብ እተረግመ እዩ (22, 23) 22 ንእንስሳ ብጻይካ ዚግበር ክንክን (1-4) ክዳን ኣንጻር ጾታ ኣይትከደን (5) ንእንስሳታት ለውሃሎም (6, 7) ንናሕሲ መጋረዲ ግበረሉ (8) ዘይግቡእ ምትሕንፋጽ (9-11) ዝራር ክዳን (12) ሕግታት ጾታዊ ጥሕሰት (13-30) 23 ኣብ ጉባኤ ኣምላኽ ኪኣትዉ ዘይግብኦም (1-8) ጽሬት ሰፈር (9-14) ዝሃደሙ ባሮት (15, 16) ምንዝርና ተኸልከለ (17, 18) ወለድን መብጽዓን (19-23) ሓላፍ መገዲ ኺበልዖ እተፈቕደሉ ነገር (24, 25) 24 መውስቦን ፍትሕን (1-5) ንህይወት ዚግባእ ኣኽብሮት (6-9) ንድኻ ዚግባእ ሓልዮት (10-18) ሕግታት ቅረማ (19-22) 25 ስርዓት መግረፍቲ (1-3) ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር (4) ዋርሳ ሓሙት (5-10) ኣብ ባእሲ ኺትሓዝ ዘይግባእ ነገር (11, 12) ቅኑዕ መምዘንን ሚዛንን (13-16) ኣማሌቃውያን ይጥፍኡ (17-19) 26 በዅሪ ፍረ ምሃብ (1-11) ካልኣይ ዕሽር (12-15) እስራኤል ፍሉይ ጥሪት የሆዋ እዩ (16-19) 27 እቲ ሕጊ ኣብ ኣእማን ይጸሓፍ (1-10) ኣብ ከረን ዔባልን ከረን ጌሪዚምን (11-14) መርገም ተዘርዘረ (15-26) 28 ተኣዛዝነት ዜምጽኦ በረኸት (1-14) ዘይተኣዛዝነት ዜምጽኦ መርገም (15-68) 29 ኣብ ሞኣብ ምስ እስራኤል እተኣትወ ኺዳን (1-13) ዘይእዙዛት ከይኰኑ እተዋህበ መጠንቀቕታ (14-29) ስዉር ነገር፡ ግሉጽ ነገር (29) 30 ናብ የሆዋ ምምላስ (1-10) ትእዛዛት የሆዋ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኣይኰነን (11-14) ካብ ህይወትን ሞትን ሕረ (15-20) 31 ሙሴ ኣብ ኣጋ ሞቱ (1-8) እቲ ሕጊ ንህዝቢ ዚንበበሉ እዋናት (9-13) እያሱ ተሸመ (14, 15) እስራኤል ዓላዊ ኸም ዚኸውን ተነግረ (16-30) እስራኤል ዚምሃሮ መዝሙር (19, 22, 30) 32 መዝሙር ሙሴ (1-47) የሆዋ፡ እቲ ኸውሒ (4) እስራኤል ንኸውሑ ረስዖ (18) ‘ሕነ ናተይ እዩ’ (35) “ኣቱም ኣህዛብ፡ ምስ ህዝቡ ተሓጐሱ” (43) ሙሴ ኣብ ከረን ኔቦ ኸም ዚመውት (48-52) 33 ሙሴ ነቶም ነገዳት መረቖም (1-29) ‘ዘለኣለማውያን ቀላጽም’ የሆዋ (27) 34 የሆዋ ንሙሴ፡ ነታ ምድሪ ኣርኣዮ (1-4) ሞት ሙሴ (5-12) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ዘዳግም—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዘዳግም—ትሕዝቶ ትግርኛ ዘዳግም—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ዘዳግም ገጽ 241-274