ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሕዳር 2021

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3-30 ጥሪ 2022 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ታሪኽ ህይወት

ዕላማ ዘለዎ ህይወት ንምርካብ ዝገበርክዎ ጻዕሪ

ታሪኽ ህይወት፦ ማርቲን ዊትሆልት።

ትፈልጥዶ፧

ሃጸያዊ ግዝኣት ኣሶር ብዕቤቱ ኣብ ዝለዓለ ጥርዚ ምስ በጽሐ፡ ሓደ ነብዪ ኣምላኽ ትጽቢት ዘይተገብረሉ ነገር ተነበየ።