ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሕዳር 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 6 ጥሪ–2 ለካቲት 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 44

ንዘይፍትሓውነት ብኸመይ ትጻወሮ፧

ኣብ 6-12 ጥሪ 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 45

ካብ ናይ ስንብታ ቓላት እሙናት ተምሃር

ኣብ 13-19 ጥሪ 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 46

ኣቱም ኣሕዋት፡ ኣገልገልቲ ጉባኤ ንምዃን ትመጣጠሩዶ ኣለኹም፧

ኣብ 20-26 ጥሪ 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 47

ኣቱም ኣሕዋት፡ ሽማግለታት ኴንኩም ንምግልጋል ትመጣጠሩዶ ኣለኹም፧

ኣብ 27 ጥሪ–2 ለካቲት 2025 ዚጽናዕ።

ታሪኽ ህይወት

ኣብ ውግእ ኰነ ኣብ ሰላም፡ የሆዋ ኣበርቲዑና

ፖል ክሩዳስን ኣን ክሩዳስን፡ የሆዋ ኣብ እዋን ውግእን ኣብ ፈታኒ ዅነታትን ብኸመይ ከም ዝደገፎምን ዘበራትዖምን የዘንትዉ።

ስሩዕ መጽናዕቲ ንምግባር ዚሕግዘካ ነገራት

ስሩዕን ባህ ዜብልን ብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምግባር ዚሕግዘካ ኣርባዕተ ነገራት።

ጽቡቕ ሃዋህው ፍጠር

ኣብ እዋን መጽናዕቲ ኸተተኵር ዚሕግዝ ሰለስተ ነገራት ርአ።