ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መስከረም 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 11 ሕዳር–8 ታሕሳስ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 36

“ገበርቲ ቓል ኩኑ”

ኣብ 11-17 ሕዳር 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 37

ክሳዕ መወዳእታ ብተኣማንነት ክንጻወር እትሕግዘና መልእኽቲ

ኣብ 18-24 ሕዳር 2024 ዚጽናዕ።

ታሪኽ ህይወት

ንየሆዋ ኣብ ምግልጋል ዘሕለፍክዎ ዜዕግብ ህይወት

ኣንድሬ ራምሰየር ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ን70 ዓመት ኣገልገለ፡ እተፈላለየ ቲኦክራስያዊ ሓላፍነታት ከኣ ነበሮ። እንታይ ዕንቅፋታት ኣጋጠሞ፧ ኣብ ህይወቱ ንየሆዋ ቐዳማይ ቦታ ኺህቦ ዝኸኣለኸ ብኸመይ እዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ኣብቲ የሱስ ድራር ጐይታ ዘቘመሉ እዋን፡ እቶም ኣቐዲሙ ናብ ስብከት ዝለኣኾም 70 ደቀ መዛሙርቱ ኣበይ ነይሮም፧ ሓዲጎምዎ ኸይዶም ድዮም ነይሮም፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 38

ነቲ መጠንቀቕታ ተቕልበሉዶ ኣለኻ፧

ኣብ 25 ሕዳር–1 ታሕሳስ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 39

ካብ ምሃብ ዚርከብ ዝዓበየ ሓጐስ ኣስተማቕር

ኣብ 2-8 ታሕሳስ 2024 ዚጽናዕ።

ብኽፉት ኣእምሮ ኣጽንዕ

የሆዋ ብብሕታዊ መጽናዕቲ ኣቢሉ ኺምህረና ዝደለየ ነገር፡ ከመይ ጌርና ብዝያዳ ብንጹር ከነስተውዕሎ ንኽእል፧