ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2022

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 30 ጥሪ–26 ለካቲት 2023 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2022

መሐበሪ ርእሰ ነገር ኵሉ እቲ ኣብ 2022 ኣብ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን እተሓትመ ዓንቀጻት።