ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2022

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2022

ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም

ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ሃዋርያ ጳውሎስ ንርእሱ ኸም “ቍላዕ” ገይሩ ኺገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (1ቈረ 15:8)፡ መስ.

  • መን እዮም ኣብ ምድሪ ዚትንስኡ፧ እንታይ ዓይነት ትንሳኤኸ እዮም ዚረኽቡ፧ መስ.

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ማሕላ እንታይ ይብል፧ ሚያ.

  • ዝቐደመ መውስቦን ሓድሽ መውስቦን ኣብ ጉባኤ ብኸመይ ከም ዚርአ፡ ሚያ.

  • የሱስ፡ “ኣብ ምድሪ ሰላም ከምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም” ኪብል ከሎ፡ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (ማቴ 10:34, 35)፡ ሓም.

  • ዳዊት ንመፊቦሸት ከም ‘ዝራሕርሓሉ፡’ ጸኒሑ ግና ኪቕተል ኣሕሊፉ ዝሃቦ ስለምንታይ እዩ፧ (2ሳሙ 21:7-9)፡ መጋ.

  • ዳዊት እቲ ዘማሪ ንስም ኣምላኽ “ንዘለኣለም” ከም ዚውድሶ ኺጽሕፍ ከሎ፡ ዘይከውን ነገር ይዛረብ ድዩ ነይሩ፧ (መዝ 61:8)፡ ታሕ.

ታሪኽ ህይወት

  • ብዛዕባ የሆዋ ኽምሃርን ክምህርን ምኽኣለይ ኣሐጒሱኒ (ሊዮን ዊቨር ጁንየር)፡ መስ.

  • “ንየሆዋ እየ ኽዓዪ ደልየ” (ዳንየል ቫን ማሩል)፡ ሕዳ.

  • ካብ ሕክምና ዚበልጽ ነገር ረኺበ (ረኔ ሩልማን)፡ ለካ.

  • የሆዋ ንመገደይ ኬቕንዖ ፈቒደሉ (ኪት ኢተን)፡ ሓም.

ትፈልጥዶ፧

  • ማርዶካይ ብሓቂ ዝነበረ ሰብ ድዩ፧ ሕዳ.

  • ሮማውያን ኣብ ጕንዲ ዝሰቐልዎ ሰብ ንቡር ቀብሪ ኺግበረሉ ይፈቕዱ ነይሮም ድዮም፧ ሰነ

  • ባሬቶታት ኰና ረገቢት ንመስዋእቲ ቕቡላት ምዃነን ጠቓሚ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ ለካ.

  • ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓመታትን ኣዋርሕን ብኸመይ እዩ ዚቝጸር ነይሩ፧ ሰነ

  • እስራኤላውያን ገዝሚ ዜግዝሙ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ ለካ.

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • 1922—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • “ሕጊ ለውሃት” ይደርኽካ፡ ሰነ

  • ‘ንምድሪ ንምውራስ’ ድሉው ዲኻ፧ ታሕ.

  • ንኣኽላባተይ እተዋህቦም ብሽኮቲ (ምስክርነት ዓረብያ)፡ ሚያ.

  • ንጭንቀት ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧ ሚያ.

  • ጥንታውያን እስራኤላውያን ይዋግኡ ኻብ ነበሩ፡ ንሕናኸ ስለምንታይ ዘይንዋጋእ፧ ጥቅ.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ህዝቢ የሆዋ፡ ጽድቂ ይፈትዉ፡ ነሓ.

  • መንግስቲ ኣምላኽ ቈይማ ኣላ! ሓም.

  • “ምሳይ ኣብ ገነት ክትከውን ኢኻ፡” ታሕ.

  • ምኽርኻስ “ንልቢ የሐጕሶ” ድዩ፧ ለካ.

  • ስምካ ኣብ “መጽሓፍ ህይወት” ኣሎዶ፧ መስ.

  • ራእይ—ሎሚ ንዓኻ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.

  • ራእይ—ንመጻኢኻ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.

  • ራእይ—ንጸላእቲ ኣምላኽ ዘለዎ ትርጉም፡ ግን.

  • “ቃላት ጥበበኛታት ስማዕ፡” ለካ.

  • ‘በታ ሓቂ ተመላለሱ፡’ ነሓ.

  • ብሓጐስ ምእንቲ ኽንጻወር፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧ ሕዳ.

  • “ብቓል . . . ኣርኣያ” ዲኻ፧ ሚያ.

  • “ብየሆዋ ተስፋ ግበር፡” ሰነ

  • ተኣማንነትካ ኺፍተን ከሎ፡ ቀልብኻ ሓሉ፡ ሕዳ.

  • ተግባር የሆዋ ወትሩ ቕኑዕ ምዃኑስ ትኣምን ዲኻ፧ ለካ.

  • ነቲ ሓላዊና ዝዀነ የሱስ ደግፎ፡ ሓም.

  • ‘ነቲ ኣረጊት ስብእና ኽትቅንጥጦ’ ትኽእል ኢኻ፡ መጋ.

  • ናይ ሓቂ ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ ጥቅ.

  • ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንሓጐስካ የዕዝዞ፡ መጋ.

  • ናይ ሓቂ ጥበብ ትጭድር ኣላ፡ ጥቅ.

  • “ንሓድሕድኩም . . . ተሃናነጹ፡” ነሓ.

  • “ንብዙሓት ናብ ጽድቂ ዜምጽኡ፡” መስ.

  • ንኣሕዋትካ እመኖም፡ መስ.

  • ንክርስትያናዊት ተስፋኻ ወትሩ ኣደልድላ፡ ጥቅ.

  • ንኻልኦት ብምግልጋል፡ ንየሱስ ምሰሎ፡ ለካ.

  • ንዓኻ ዚጸሉ ጥንታዊ ትንቢት፡ ሓም.

  • ንዘለኣለም ክንነብር ንኽእል ኢና፡ ታሕ.

  • ንየሆዋ ዓቕምኻ ብምሃብ፡ ተሓጐስ፡ ሚያ.

  • “ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ፡” ጥሪ

  • ንፍሉይ መሰል ጸሎት ኣኽቢርካ ርኣዮ፡ ሓም.

  • ኣብ ህይወትና ዚመርሓና ጥበብ፡ ግን.

  • ኣብ ቅድሚ የሆዋ ‘ንጽህናኦም ዚሕልዉ ሕጉሳት እዮም፡’ ጥቅ.

  • ኣብ በዓል ዝኽሪ እንእከብ ስለምንታይ ኢና፧ ጥሪ

  • ኣብ ጽንኩር እዋን፡ ሰላም ርኸብ፡ ታሕ.

  • ኣብ ጽንኩር እዋን፡ ንኻልኦት ሓግዝ፡ ታሕ.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ድሕሪ ጥምቀት ቀጻሊ ዕቤት ግበሩ፡ ነሓ.

  • ኣቱም ሽማግለታት፡ ንሃዋርያ ጳውሎስ ምሰልዎ፡ መጋ.

  • ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም፡ ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ሓግዝዎም፡ ግን.

  • ኣትን ኣዴታት፡ ካብ ኤውንቄ ተምሃራ፡ ሚያ.

  • ኣገልግሎትና ምእንቲ ኽንፍጽም፡ የሆዋ ብኸመይ ይሕግዘና፧ ሕዳ.

  • እሙን ኩን፡ መስ.

  • እቲ ንዘካርያስ እተራእዮስ ይረኣየካዶ ኣሎ፧ መጋ.

  • “እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን፡” ጥሪ

  • ከመይ ጌርካ ኢኻ መንፈሳዊ ሸቶታት ከተውጽእን ክትወቅዕን እትኽእል፧ ሚያ.

  • ካብቲ ንእሽቶ ሓዉ ንየሱስ ተምሃር፡ ጥሪ

  • ካብ ንብዓት የሱስ እንምሃሮ ትምህርቲ፡ ጥሪ

  • ካብ የሆዋ ሓደ እኳ ኣይፍለኻ፡ ሕዳ.

  • የሆዋ ነቶም ይቕረ ዚብሉ ይባርኾም፡ ሰነ

  • የሆዋ ንህዝቡ ይሕልዎም፡ ነሓ.

  • የሆዋ—ካብ ኵሉ ዝዓበየ ይቕረ በሃሊ፡ ሰነ

  • ድሕሪ ጥምቀት እውን ‘ሓድሽ ስብእና ልበስ፡’ መጋ.

  • ፍቕሪ ንፍርሂ ኸነሰንፍ ትሕግዘና፡ ሰነ

ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ

  • ንዓንኬል ጽልኢ ምስባሩ፡ ቍ. 1

ንቕሑ!

  • ህውከት ዝመልኣ ዓለም—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧ ቍ. 1