ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2023

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 5 ለካቲት–3 መጋቢት 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 50

እምነትን ግብርን ናብ ጽድቂ ይመርሕ

ኣብ 5-11 ለካቲት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 51

ዘይተሕፍር ተስፋ ትሃሉኻ

ኣብ 12-18 ለካቲት 2024 ዚጽናዕ።

በቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎ ኣረኣእያ ተመራሕ

ገሊኦም ኣልኮላዊ መሰተ ኺሰትዩ ይውስኑ ይዀኑ፣ ገሊኦም ከኣ ኣልኮላዊ መስተ ይሕረሙ ይዀኑ።እሞ ደኣ ሓደ ክርስትያን ካብቲ ምስ ኣልኮላዊ መስተ እተተሓሓዘ ሓደጋታት ንምርሓቕ እንታይ ኪሕግዞ ይኽእል፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 52

ኣትን መንእሰያት ኣሓት፡ ብሱላት ክርስትያን ኣንስቲ ኹና

ኣብ 19-25 ለካቲት 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 53

ኣቱም መንእሰያት ኣሕዋት፡ ብሱላት ክርስትያን ሰብኡት ኩኑ

ኣብ 26 ለካቲት–3 መጋቢት 2024 ዚጽናዕ።

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2023

መሐበሪ ርእሰ ነገር ኵሉ እቲ ኣብ 2023 ኣብ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን እተሓትመ ዓንቀጻት።

ተመክሮ

ሓንቲ ሓብቲ ንኻልኦት ንምምስካር እትረኽቦ ዘበለ ኣጋጣሚታት ብምጥቃም፡ ርሕራሐ ዘርኣየት ብኸመይ እያ፧