ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2023

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!ን 2023

ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም

ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ብዛዕባ ስም የሆዋን ልዑላውነቱን ዘሎና እምነት ብኸመይ ነጺሩ፧ ነሓ.

  • እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ብዘይካ ማናን ብርኒጎን ካልእ ዚብላዕ ነይርዎምዶ፧ ጥቅ.

  • እቲ “እከለ” እተባህለ ሰብ ንሩት እንተ ተመርዕዩ ርስቱ ኸም ‘ዜበላሹ’ እተዛረበ ስለምንታይ እዩ፧ (ሩት 4:1, 6)፡ መጋ.

  • የሱስ ምስ ተወልደ፡ ዮሴፍን ማርያምን ኣብ ቤት-ልሄም ዝጸንሑ ስለምንታይ እዮም፧ ሰነ

ምኽሪ መጽናዕቲ

  • “ሓድሽ ነገር” ንዚብል ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ (JW Library®ን jw.orgን)፡ መጋ.

  • “መንፈሳዊ ዜማ” ብኣእምሮኻ ኣጽንዕ (jw.org)፡ ሕዳ.

  • ማዕረ ማዕረ እቲ ኣብ ርድኢትና ዚግበር ምትዕርራይ ምስጓም (መሐበሪ ምርምር)፡ ጥቅ.

  • ቀዳምነታት ስራዕ፡ ሓም.

  • ብዛዕባ የሆዋ ዚገልጽ መንፈሳዊ ሃብቲ ርኸብ (መሐበሪ ምርምር)፡ ነሓ.

  • ታሪኽ ህይወት ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ጥሪ

  • ንጥፈታት ቈልዑ (jw.org)፡ መስ.

  • ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ መወከሲታት፡ ግን.

  • እተዋዓውዐ ዓንቀጻት ብኸመይ ትረክብ፧ (jw.org)፡ ለካ.

  • ካልኣያዊ ዓንቀጻት ግምቢ ዘብዐኛ (JW Library®)፡ ሰነ

  • ካብቲ ኣብ መሐበሪ ምርምር ዚርከብ ንፍቕድታት መጽሓፍ ቅዱስ እተዋህበ መግለጺታት ምጥቃም፡ ሚያ.

ታሪኽ ህይወት

  • ብሕታዊ ተገዳስነት ኣብ ምሉእ ህይወት ዚቕጽል በረኸት የምጽእ (ራስል ሪድ)፡ ሓም.

  • ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዝረኸብናዮ ዘይተሓስበ ሓጐስን ትምህርትን (ሬኖ ከስክ)፡ ሰነ

  • ኣብ የሆዋ ስለ እተወከልኩ፡ ናይ ሓቂ ድሕንነት ረኺበ (ኢዝራኤል ኢታጆቢ)፡ ሕዳ.

  • እሙናት ኪባረኹ ርእየ (ሮበርት ላንዲስ)፡ ለካ.

ትፈልጥዶ፧

  • ኣብ ዑናታት ጥንታዊት ባቢሎን እተረኽበ ሕጡባትን ኣሰራርሓኡን ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚድግፍ ብኸመይ እዩ፧ ሓም.

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • 1923—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.

  • ሁልዳ ሸቶኣ ወቒዓ፡ ሕዳ.

  • ንዅሉ ርሕሩሕ ምዃን፡ ታሕ.

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • መጻምድትኺ ስእለ ጽዩፍ ምስ ዚርኢ፡ ነሓ.

  • በቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎ ኣረኣእያ ተመራሕ፡ ታሕ.

  • ፍቕሪ ብግብሪ ርእዮም፡ ለካ.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ልእመት ብርታዐኻ ትኹን፡ መስ.

  • “ሓውኪ ኺትንስእ እዩ”! ሚያ.

  • መንፈሳዊ ሸቶታትካ ኽትወቅዕ ትኽእል ኢኻ፡ ግን.

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ደራሲኡ እንታይ ይገልጸልና፧ ለካ.

  • “ሰማዕ” ዲኻ፧ ጥቅ.

  • ስለምንታይ ትጥመቕ፧ መጋ.

  • “ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ!” ለካ.

  • ‘ቃል ኣምላኽ ሓቂ’ ምዃኑ እመን፡ ጥሪ

  • “በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ፡” መጋ.

  • ብሕጂ እውን ብ“መገዲ ቕድስና” ተጕዓዝ፡ ግን.

  • ብፍቕሪ ዕበ፡ ሓም.

  • ብፍጥረት ጌርኩም ንደቅኹም ብዛዕባ የሆዋ ምሃርዎም፡ መጋ.

  • ትሕዝቶ ጸሎትና ነመሓይሽ፡ ግን.

  • ነቲ ብርቱዕ ጸበባ ተዳሊኻ ዲኻ፧ ሓም.

  • ነቲ ኣብ መንፈሳዊት ቤተ መቕደስ የሆዋ ናይ ምምላኽ ፍሉይ መሰልካ ኣኽቢርካ ርኣዮ፡ ጥቅ.

  • ነታ ኣምላኽ ዝሃበካ ህይወት ኣኽብራ፡ ለካ.

  • ነታ ኣብ ንሓድሕድና ዘላ ፍቕሪ ብኸመይ ወትሩ ኸነሐይላ ንኽእል፧ ሕዳ.

  • ን“ሃልሃልታ ያህ” ወትሩ ኣጐሃህራ፡ ግን.

  • ንመዓልቲ የሆዋ ድሉው ኩን፡ ሰነ

  • ንቓል ኣምላኽ ብዅሉ ሸነኹ መርምሮ፡ ጥቅ.

  • “ንኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ፡” ጥሪ

  • ንየሆዋ ምሰሎ—ሚዛናዊ ኹን፡ ሓም.

  • ንየሆዋ ኽንፈርሆ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ሰነ

  • ንጥምቀት ብኸመይ ትዳሎ፧ መጋ.

  • ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ፡ ንሓድሕድና ንተባባዕ፡ ሚያ.

  • ኣብ ኣጸጋሚ እዋን፡ ተኣማሚንካ ኽትነብር ትኽእል ኢኻ፡ ሕዳ.

  • ኣብታ የሆዋ ዘተስፈዋ ሓዳስ ዓለም ዘሎና እምነት ብኸመይ ከነደልድል ንኽእል፧ ሚያ.

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ህይወትኩም ከመይ ኪኸውን እዩ፧ መስ.

  • ኣቱም መንእሰያት ኣሕዋት፡ ብሱላት ክርስትያን ሰብኡት ኩኑ፡ ታሕ.

  • ኣቱም ሽማግለታት፡ ካብ ጊዴዎን ተምሃሩ፡ ሰነ

  • ኣትን መንእሰያት ኣሓት፡ ብሱላት ክርስትያን ኣንስቲ ኹና፡ ታሕ.

  • እምነትን ግብርን ናብ ጽድቂ ይመርሕ፡ ታሕ.

  • “እታ ክርስቶስ ዘላቶ ፍቕሪ ደሪኻትና እያ፡” ጥሪ

  • ከም ሲምሶን፡ ኣብ የሆዋ ተወከል፡ መስ.

  • ከም ጴጥሮስ፡ ክትጸንዕ ትኽእል ኢኻ፡ መስ.

  • ካብ ተኣምራት የሱስ እንታይ ንምሃር፧ ሚያ.

  • ካብ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር፡ ነሓ.

  • ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ተጠቐም፡ ለካ.

  • ካብ ዳንኤል ተምሃር፡ ነሓ.

  • ካብ ፍጥረት ብዛዕባ የሆዋ ተምሃር፡ መጋ.

  • ‘ኬበርትዓካ እዩ’—ብኸመይ፧ ጥቅ.

  • ዕጉስ ኩን፡ ነሓ.

  • ወትሩ ኻብ ፍርሃት ኣምላኽ ተጠቐም፡ ሰነ

  • ዘይተሕፍር ተስፋ ትሃሉኻ፡ ታሕ.

  • ዘይተጸበኻዮ ጸገማት ኬጓንፈካ ኸሎ፡ የሆዋ ኺድግፈካ እዩ፡ ሚያ.

  • የሆዋ ነቲ ብዛዕባ ገነት ዘተስፈወና ተስፋ ብኸመይ እዩ ውሑስ ገይሩልና፧ ሕዳ.

  • የሆዋ ነቲ ንበዓል ዝኽሪ ንምብዓል እንገብሮ ጻዕርታት ይባርኾ፡ ጥሪ

  • የሆዋ ንጸሎተይ ይምልሶ ድዩ፧ ሕዳ.

  • የሆዋ ንጸሎትና ብኸመይ ይምልሶ፧ ግን.

  • የሆዋ የቕንዓልካ ኣሎ፡ ጥሪ

  • ግዴታኻ ተሰከም፡ ዝተረፈ ቐንጥጥ፡ ነሓ.

  • ጴጥሮስ ካብ ዝጸሓፈን ክልተ መልእኽትታት እንረኽቦ ትምህርቲ፡ መስ.

  • “ጽኑዓት፡ ዘይትነቓነቑ ኹኑ፡” ሓም.

ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ

  • ኣእምሮኣዊ ጥዕና—መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ሓገዝ፡ ቍ. 1

ንቕሑ!

  • ፕላነትና ኻብ ጥፍኣት ከተምልጥ ድያ፧—ተስፋ እንገብረሉ ምኽንያት፡ ቍ. 1