ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ታሕሳስ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3 ለካቲት–2 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 48

ካብቲ ብተኣምር እተረኽበ እንጌራ እንታይ ንምሃር፧

ኣብ 3-9 ለካቲት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 49

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል ኢኻ—ብኸመይ፧

ኣብ 10-16 ለካቲት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 50

ኣቱም ወለዲ፡ ውሉድኩም እምነቱ ኼደልድል ሓግዝዎ

ኣብ 17-23 ለካቲት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 51

የሆዋ ንዅሉ ንብዓትካ ይፈልጦ እዩ

ኣብ 24 ለካቲት–2 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ።

ታሪኽ ህይወት

ትምህርቲ ኣየቋረጽኩን

ጆኤል ኣዳምስ ንልዕሊ 80 ዓመት ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ኺጸንዕ ዝሓገዞ ነገር የዘንቱ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እቶም ኣብ 1 ጢሞቴዎስ 5:​21 ተጠቒሶም ዘለዉ “ሕሩያት መላእኽቲ” መን እዮም፧

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ኣንቢብካዮዶ፧ እንታይ ከም እትዝክር እስከ ርአ።

እሙናት ሰባት መብጽዓኦም ይፍጽሙ

ካብ ዛንታ ይፍታሕን ጓሉን እንታይ ንምሃር፧