ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 7 ጥቅምቲ–10 ሕዳር 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 31

የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣት ንምድሓን እንታይ ገይሩ፧

ኣብ 7-13 ጥቅምቲ 2024 ዚጽናዕ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እቲ ኣብ 2 ተሰሎንቄ 3:​14 ምልክት ብዛዕባ ምግባር ተጠቒሱ ዘሎ ተግባር፡ ብደረጃ ጉባኤ ድዩ ዚግበር ወይስ ብደረጃ ውልቀ ሰብ፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 32

የሆዋ፡ ኵሎም ናብ ንስሓ ኺበጽሑ ይደሊ

ኣብ 14-20 ጥቅምቲ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 34

ከመይ ጌርና ኢና ንሓጥኣን ፍቕርን ምሕረትን እነርእዮም፧

ኣብ 28 ጥቅምቲ–3 ሕዳር 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 35

ነቶም ካብ ጉባኤ እተወገዱ ዚውሃብ ሓገዝ

ኣብ 4-10 ሕዳር 2024 ዚጽናዕ።

ሓበሬታ ንኣንበብቲ

ኣብዛ ሕታም እዚኣ፡ የሆዋ ንሓጥኣን ብኸመይ ከም ዚርእዮምን ከም ዚሕግዞምን፡ ከምኡ ድማ ንሕና ንርሕራሐኡን ንፍቕሩን ንምሕረቱን ብኸመይ ክንመስሎ ኸም እንኽእል ዚገልጽ ተኸታታሊ ዓንቀጻት ኣሎ።