ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥሪ 2025

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3 መጋቢት–6 ሚያዝያ 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1

ንየሆዋ ኽብሪ ሃብዎ

ኣብ 3-9 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2

ኣቱም ሰብኡት፡ ኣንስትኹም ኣኽብሩ

ኣብ 10-16 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3

ንየሆዋ ባህ ዜብሎ ውሳነታት ግበር

ኣብ 17-23 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4

ካብቲ በጃ እንታይ ንምሃር፧

ኣብ 24-30 መጋቢት 2025 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5

ካብ ፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ንጥቀም፧

ኣብ 31 መጋቢት–6 ሚያዝያ 2025 ዚጽናዕ።

ንተዘክሮኻ ንምሕጋዝ ስእሊ ስኣል

ነቲ ዘጽናዕካዮ ጕዳይ ብኣእምሮኻ ብምስኣል፡ ንተዘክሮኻ ኸተሐይሎ ትኽእል ኢኻ።