ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥቅምቲ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 9 ታሕሳስ 2024–5 ጥሪ 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

1924—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት

ብ1924፡ እቶም ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምስባኽ ብትብዓት ተበግሶታት ወሰዱ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 40

የሆዋ “ልቦም ንእተሰብሩ የሕውዮም”

ኣብ 9-15 ታሕሳስ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 42

ነቶም “ውህበት ሰባት” ዘሎካ ሞሳ ግለጽ

ኣብ 23-29 ታሕሳስ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 43

ንጥርጣረታትካ ብኸመይ ከተሰንፎ ትኽእል፧

ኣብ 30 ታሕሳስ 2024–5 ጥሪ 2025 ዚጽናዕ።

ትፈልጥዶ፧

ሙዚቃ ኣብ ጥንታዊት እስራኤል ክሳዕ ክንደይ እዩ ኣገዳሲ ነይሩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገበላ ቤተ መቕደስ ሰሎሞን ቍመቱ ኽንደይ እዩ ነይሩ፧

ቀንዲ ነጥብታት ከልስ

ነቲ ኸተጽንዖ ዝጸናሕካስ ሽዑ ንሽዑ ትርስዖ ዲኻ፧ እሞ ደኣ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧