ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መእተዊ

መእተዊ

ብሓጐስ ክንነብር ዜኽእለና ዜተኣማምን መምርሒ ኣበይ ክንረክብ ንኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ብመገዶም መንቅብ ዘይብሎም . . . ሕጉሳት እዮም” ይብል።—መዝሙር 119:1

እዘን ሸውዓተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ንሓጐስ ብዙሕ ኣበርክቶ ብዛዕባ ዚገብር ዜተኣማምንን ፍቱንን ነገራት ይገልጻ።