ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧
  •   ኣምላኽ ዚሓልየልና እንተ ዀይኑ፡ እከይን መከራን ንነዊሕ ግዜ ኪቕጽል ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ኸመይ ጌርና ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ከም ዚፍጸም ከመይ ጌርና ንፈልጥ፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ ሕጂ ኣብ ህይወትና ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ኪሕግዘና ይኽእል ድዩ፧

ፈጣሪና ስለ ዜፍቅረና፡ ነዚ ሕቶታት እዝን ንሓያሎ ኻልእን መልሲ ሂቡና እዩ። ነቲ መልሲ እቲ ንምርካብ፡ ናብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቲ ዜተኵር www.pr418.com ዚብሃል ወብሳይትና እቶ።

ኣብቲ ወብሳይት ከኣ፡ ንጥፈታትን ዓንቀጻትን ቅዳሓት ኣውድዮን ቪድዮን ቃለ መጠይቓትን በብዓይነቱ ጽሑፋትን መጽሓፍ ቅዱስን ክትረክብ ኢኻ። ኵሉ ብናጻ እዩ፡ ምስኡ እተተሓሓዘ ግዴታ እውን የብሉን።