ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መእተዊ

መእተዊ

ቈልዑ ኺምሃርዎ ዜድልዮም ሽዱሽተ ትምህርቲ

ውሉድካ ዓብዩ እንታይ ዓይነት ሰብ ኪኸውን ትደሊ፧

  • ርእሱ ዚገትእ

  • ትሑት

  • ሓቦኛ

  • ሓላፍነት ዚስምዖ

  • ብሱል

  • ቅኑዕ

ቈልዑ ነዚ ባህርያት እዚ ባዕሎም ኣየማዕብልዎን እዮም። መሪሕነትካ የድልዮም እዩ።

እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ደቅኻ ምስ ዓበዩ ንዚህልዎም ህይወት ዜዳልዎም ሽዱሽተ ኣድላዪ ትምህርቲ ትምህር።