ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ

ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ

እትፈትዎ ሰብካ ሞይቱካዶ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ” ኢልካ ድለ።

ቍጠባዊ ጸገም ኣሎካዶ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ገንዘብካ ኣመሓድር” ወይ “ገንዘብ ምክዋን” ኢልካ ድለ።

‘ህይወት እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧’ ኢልካ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧” ወይ “ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧” ኢልካ ድለ።

ሕዱር ሕማም የሳቕየካዶ ኣሎ፧

  • ኣብ jw.org፡ “ከቢድ ሕማም ምስ እትሓምም” ወይ “ሕዱር ሕማም” ኢልካ ድለ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤት ዚኸውን ብሉጽ መምርሒ ሒዙ ኣሎ። ኣብኡ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓታት ንሰብ ናይ ምሕሳብን ናይ ምምዝዛንን ክእለቱ ኼመሓይሸሉ ይኽእል እዩ።—ምሳሌ 1:1-4

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትምርምሮ ኸነተባብዓካ ንፈቱ። መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።