ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነቲ መርትዖ መርምሮ

ነቲ መርትዖ መርምሮ

እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ዩኒቨርስ ከም እተፈጥረ ዚሕብር ገለ መርትዖታት ሒዛ ኣላ። ነቲ መርትዖ ባዕልኻ መርምሮ፣ ኣብ ህልውና ፈጣሪ ኽትኣምን ዜኽእል መሰረት እንተ ኣልዩ እውን ወስን። ተወሳኺ ኣስተምሃሪ ቪድዮታትን ጽሑፋትን ኣብዚ ተዘርዚሩ ኣሎ። ኣርእስቱ ኣብ jw.org ድለ፦

ብዙሓት ምሁራት ብፈጣሪ ዚኣምኑ ስለምንታይ እዮም፧

ርእይቶታት ብዛዕባ መበቈል ህይወት ኣብ ዚብል ዓምዲ ዚርከብ ቃለ መጠይቓት ርአ።

ትምህርቲ ፍልቀት ኣብ ጭቡጥ ሓቅታት እተመስረተ ድዩ፧

ኣብታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! እትብሃል መጽሓፍ፡ ህይወት ብኸመይ ጀሚራ፧ ዘርእስታ ትምህርቲ 06 ኣንብብ።

ብፈጣሪ ምእማንሲ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ድዩ፧

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ምእማን ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

ብመጽሓፍ ቅዱስ ምእማንሲ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ድዩ፧

ኣብታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! እትብሃል መጽሓፍ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧ ዘርእስታ ትምህርቲ 03 ኣንብብ።