ንቕሑ! ቍ. 4 2016 | ንልማዳትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ
ኣስተውዒልካሉ ኹን ኣይትኹን፡ ልማዳትካ ብኣወንታ ወይ ብኣሉታ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ይጸልወካ እዩ።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ግብረ ሶዶም እንታይ ይብል፧
መጽሓፍ ቅዱስ ንግብረ ሶዶም ይዅንኖ ድዩ፧ ንግብረ ሶዶማውያን ምጽላእ የተባብዕ ድዩ፧
ሃገራትን ህዝብታትን
ናብ ኪርጊዝስታን እተገብረ ምብጻሕ
ደቂ ኪርጊዝስታን፡ ተቐበልቲ ጋሻን ንሰባት ዜኽብሩን ብምዃኖም እዮም ዚፍለጡ። እንታይ ልምድታት እዩ መለለዪ ናብራ ስድራ ቤቶም፧
ተነዲፉ ድዩ፧
ዑደት ህይወት ፋንጣ
ዑደት ህይወት እዘን ማረኽቲ ሓሸራ ፍሉይ ዚገብሮ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 13 ወይ 17 ዓመት ንሒደት ሰሙናት ጥራይ ዚቕልቀላ ምዃነን እዩ።
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ንቘየቛ ብኸመይ ደው ከም እተብሎ
ንስኻን መጻምድትኻን ወትሩ ትቋየቑ ዲኹም፧ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓዳርካ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ተምሃር።
መንእሰያት ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ይገልጹ
ኣብዛ ናይ ሰለስተ ደቒቕ ቪድዮ፡ መንእሰያት፡ ፈጣሪ ኸም ዘሎ እንታይ ከም ዘእመኖም ገሊጾም ኣለዉ።