ንቕሑ! ቍ. 2 2021 | ተክኖሎጂ ጐይታኻ ድዩ ወይስ ኣገልጋሊኻ፧
ተክኖሎጂ ጐይታኻ ድዩ ወይስ ኣገልጋሊኻ፧ ብዙሓት ሰባት ኤለክትሮኒካዊ ናውቶም ይቈጻጸሮም ዘይኰነስ፡ ይቈጻጸርዎ ኸም ዘለዉ እዮም ዚሓስቡ። እንተዀነ ግና፡ ተክኖሎጂ ንሰባት ብዝረቐቐ መገዲ ሕማቕ ጽልዋ ኼሕድረሎም ይኽእል እዩ።
ተክኖሎጂ ምስ ካልኦት ንዘሎካ ዕርክነት ብኸመይ ይጸልዎ፧
ተክኖሎጂ ምስ ኣዕሩኽካ ኽትራኸብን ነቲ ምስኦም ዘሎኻ ዕርክነት ከተደልድልን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።
ተክኖሎጂ ንደቅኻ ብኸመይ ይጸልዎም
ቈልዑ ንተክኖሎጂ ብቐሊሉ ዚመልክዎ እኳ እንተ ዀኑ፡ መምርሒ ግና የድልዮም እዩ።
ተክኖሎጂ ንሓዳርካ ብኸመይ ይጸልዎ፧
ተክኖሎጂ ብግቡእ እንተ ተታሒዙ፡ ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ንዘሎ ርክብ ኬደልድሎ ይኽእል እዩ።
ተክኖሎጂ ንኣተሓሳስባኻ ብኸመይ ይጸልዎ፧
ንናይ ምንባብ ክእለትካ ይጸልዎ፡ ከም ዘይተተኵር ይገብረካ፡ በይንኻ ምዃን ከም እትጸልኦ ይገብረካ። ናይ ምሕሳብ ክእለትካ ኸተመሓሽ ዚሕግዘካ ሰለስተ ምኽሪ።
ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ
ብዛዕባ ኣየናይ ጕዳይ ክትድህስስ ትደሊ፧
ኣብዛ ሕታም
ተክኖሎጂ ምስ ካልኦት ንዘሎካ ዕርክነት፡ ንናብራ ስድራ ቤትካ ኸምኡ እውን ንኣተሓሳስባኻ ብዝረቐቐ መገዲ ብኸመይ ኪጐድኦ ኸም ዚኽእል ርአ።