ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ኣብ JW.ORG ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ብዛዕባ ኣየናይ ጕዳይ ክትድህስስ ትደሊ፧

ሓዳረይ ብኸመይ ከመሓይሽ እኽእል፧

ንተክኖሎጂ ኣብ ግቡእ ቦታኡ ኽትሕልዎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

ንደቀይ ጽቡቕ ስርዓታት ክምህሮም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፧ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

ብዛዕባ መጻኢ ንዚስምዓኒ ጭንቀት ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧

ኣብ መጻኢ እንታይ ይጽበየና ኣሎ፧” ዘርእስታ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ሎሚ፡ ብሉጽ ህይወት ክትነብሩ፡ ኣብ መጻኢ ድማ ናይ ሓቂ ተስፋ ኽትረክቡ ኺሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ብናጻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪመርሓልካ፡ ወይ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ብjw.org ኣቢልካ ኽትረኽቦም ትኽእል ኢኻ።