ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሚያዝያ 2019

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3-30 ሰነ 2019 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ትፍጽምዶ ኣለኻ፧

ካብ ዕዮ ስብከትና ኸመይ ጌርና ዝያዳ ፍረን ዓስብን ክንረክብ ንኽእል፧

ንየሱስ ምሰሎ እሞ ብሰላም ንበር

የሱስ ዝገበሮ ሰለስተ ነገር፡ ከቢድ ፈተናታት እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ብሰላም ክንነብር ይሕግዘና።

ብዛዕባ ሞት ነቲ ሓቂ ደግፍ

ኣብ ዘይቅዱስ ጽሑፋዊ ልምድታት ምእንቲ ኸይንሳተፍ ከመይ ጌርና ኽንጥንቀቕ እንኽእል፧

ንእኩያት መናፍስቲ ንምጽራር፡ ሓገዝ የሆዋ ተቐበል

ሰይጣንን ኣጋንንቱን ምእንቲ ኸየስሕቱና፡ እንታይ ስጕምትታት ክንወስድ ንኽእል፧

ታሪኽ ህይወት

“ክብርቲ ሉል” ረኺብና

ኣብ ኣውስትራልያ ዚነብሩ ዊንስተን ፐይንን ፓመላ ፐይንን ዘሕለፍዎ ባህ ዜብል ታሪኽ ህይወት ኣንብብ።

ትፈልጥዶ፧

ብግዜ ጥንቲ፡ ሓደ ተጓዓዛይ ከመይ ገይሩ እዩ ብባሕሪ ዚገይሽ ነይሩ፧