መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2017
መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2017 እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
መጽሓፍ ቅዱስ
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ታሪኽ ህይወት
ምስ መንፈሳውያን ሰብኡት ብምዕያየይ ተባሪኸ እየ (ዴቪድ ሲንክለ)፡ መስ.
ምስ ጥበበኛታት ብምምልላሰይ ተጠቒመ (ዊልያም ሳሙኤልሰን)፡ መጋ.
ብብዙሕ መገድታት ጸጋ ኣምላኽ ረኺብና (ዳግላስ ገስት)፡ ለካ.
ንዅሉ ሓዲገ ንክርስቶስ ስዒበ (ፌሊክስ ፋሃርዶ)፡ ታሕ.
ወተሃደር ክርስቶስ ክኸውን ቈሪጸ (ዲሚትሪየስ ሳራስ)፡ ሚያ.
የሆዋ ንዚሓትቶ ዘበለ እንተ ፈጺምና፡ ንባረኽ ኢና (ኦሊቭ ማቲውስ)፡ ጥቅ.
ጽሙም ክነሰይ፡ ንኻልኦት ክምህር ክኢለ (ዎልተር ማርኪን)፡ ግን.
ፈተና ምጽዋር፡ በረኸት የምጽእ (ፓቨል ሲቩልስኪ)፡ ነሓ.
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
እተፈላለየ
‘ልብምናኺ ይባረኽ!’ (ኣቢጋይል)፡ ሰነ
“መልክዐኛ ሰበይቲ” (ሳራ)፡ ቍ. 3
መከራ፡ ቍ. 1
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስም ኣብ ጥንታዊ ዕትሮ፡ መጋ.
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ህይወትን ሞትን እንታይ ይብል፧ ቍ. 4
ሰብካ ብዘይምሕር ሕማም ምስ ዚጥቃዕ፡ ቍ. 4
ብሉጽ ውህበት፡ ቍ. 6
ብዛዕባ መላእኽቲ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧ ቍ. 5
‘ንኣምላኽ ባህ ኣበሎ’ (ሄኖክ)፡ ቍ. 1
ኣምላኽ “ልዕልቲ” ኢሉ ጸውዓ (ሳራ)፡ ቍ. 5
ኣርባዕተ ፈረሰኛታት፡ ቍ. 3
ኣብ ምድሪ ሰላም ይሰፍን ደዀን ይኸውን፧ ቍ. 5
ኣብ ቤተ መቕደስ እንስሳታት ዚሸጡ ዝነበሩ ነጋዶ፡ “ጐሓሉት” ድዮም ነይሮም፧ ሰነ
“ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት” ዲና እንነብር ዘለና፧ ቍ. 2
ካብ ባርነት ሓራ ምውጻእ፡ ቍ. 2
ክንየው ደጋዊ ትርኢት ክትርኢ ትኽእልዶ፧ ሰነ
ዝነኣሰት ፊደል እብራይስጢ፡ ቍ. 4
የሱስ ንማሕላ ዝዀነኖ ስለምንታይ እዩ፧ ጥቅ.
ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ፡ ጥቅ.
ገነት ኣብ ምድሪ—ሕልሚ ጥራይ ድዩ፧ ቍ. 4
ጋይዮስ ንኣሕዋቱ ብኸመይ ሓጊዝዎም፧ ግን.
ጥንቲ፡ ሓዊ ብኸመይ እዩ ዚጐዓዓዝ ነይሩ፧ ጥሪ
ጭንቀት፡ ቍ. 4
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ልብኻ ኣብ መንፈሳዊ መዛግብቲ ግበር፡ ሰነ
ሎሚ ንህዝቢ ኣምላኽ ዚመርሖም ዘሎ መን እዩ፧ ለካ.
ሓቂ፡ “ሰላም ዘይኰነስ፡ ሰይፊ” ተምጽእ፡ ጥቅ.
ሓድሽ ስብእና ለቢስና እንነብር ብኸመይ ኢና፧ ነሓ.
መንግስቲ ኣምላኽ ምስ መጸት፡ እንታይ ከተወግድ እያ፧ ሚያ.
“ምስቶም ዚበኽዩ ብኸዩ፡” ሓም.
ራእያት ዘካርያስ ብኸመይ ይጸልወካ፧ ጥቅ.
ርእሰ ግትኣት ኣማዕብል፡ መስ.
ሰረገላታትን ዘውድን ኪሕልዉኻ እዮም፡ ጥቅ.
“ቃል ኣምላኽና . . . ንዘለኣለም ይነብር፡” መስ.
‘ቃል ኣምላኽ ዚዓዪ እዩ’ መስ.
በጃ—“ፍጹም ውህበት” ኣቦ፡ ለካ.
ብልብኻ ናብቲ እተጻሕፈ ተቕልብ ዲኻ፧ መጋ.
ብታሕጓስ ዘምር! ሕዳ.
ብትዕግስቲ ኽትጽበ ፍቓደኛ ዲኻ፧ ነሓ.
ብእምነት ጥበባዊ ውሳነ ግበር፡ መጋ.
ብዛዕባ ፍትሒ፡ ኣረኣእያ የሆዋ ድዩ ዘሎካ፧ ሚያ.
“ብየሆዋ ተኣመን፡ ሰናይ ከኣ ግበር፡” ጥሪ
“ብግብርን ብሓቅን” ንፋቐር፡ ጥቅ.
ትሕትና ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧ ጥሪ
“ትባዕን . . . ስራሕን፡” መስ.
ነቲ ኣረጊት ስብእና ቐንጢጥና እንድርብዮ ብኸመይ ኢና፧ ነሓ.
“ነቲ እተመባጻዕካዮ፡ ፈጽሞ፡” ሚያ.
ናይ ሓቂ ሃብቲ ድለ፡ ሓም.
ንልዑላውነት የሆዋ ደግፍ! ሰነ
ንርሕራሐ የሆዋ ቕድሓዮ፡ መስ.
ንናይ ምምራጽ ናጽነትካ ኣኽቢርካ ርኣዮ፡ ጥሪ
‘ንእሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቦም፡’ ጥሪ
ንዚግብኦ ዘበለ ኽብሪ ሃብ፡ መጋ.
ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ ኣገልግሎ፡ መጋ.
“ንያህ ወድስዎ!”—ስለምንታይ፧ ሓም.
ንደቂ “ጓኖት” ንሓግዞም፡ ግን.
ንፍትሕን ንምሕረትን የሆዋ ቕድሓየን፡ ሕዳ.
ኣብቲ ዓብዪ ጕዳይ ኣተኵር፡ ሰነ
“ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎኒ፡” ታሕ.
“ኣብ ኵሉ ውጥናትካ . . . ኣሳልጦ ይሃብካ፡” ሓም.
ኣብ የሆዋ ትምዕቈብዶ ኣለኻ፧ ሕዳ.
ኣብ ግዜ ፈተና ብትሕትና ተመላለስ፡ ጥሪ
ኣቱም መንእሰያት፡ “ድሕነትኩም ፈጽሙ፡” ታሕ.
ኣቱም ወለዲ—ንውሉዳትኩም ‘ንድሕነት ኪልብሙ’ ሓግዝዎም፡ ታሕ.
“እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ ሰላም ኣምላኽ፡” ነሓ.
“እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ” ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር፡ ሚያ.
“ከም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ፡” ታሕ.
“ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧” ግን.
ዓለማዊ ኣተሓሳስባ ኣወግድ፡ ሕዳ.
ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም እዩ! ለካ.
የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም፡ ለካ.
የሆዋ ኣብ ኵሉ ጸበባና የጸናንዓና፡ ሰነ
ገለ እኳ ሽልማትካ ኣይከልክልካ፡ ሕዳ.
“ጓኖት” ‘ንየሆዋ ብሓጐስ ኬገልግልዎ’ ንሓግዞም፡ ግን.
ፈቲኻ ብምግልጋል ንየሆዋ ወድሶ! ሚያ.
ፍቕርኻ ኽትዝሕል ኣይትሕደጋ፡ ግን.