ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2019

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 30 መስከረም ክሳዕ 27 ጥቅምቲ 2019 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

“ኣይንሕለልን ኢና”!

ብዛዕባ መጻኢ ዘላትና ተስፋ ነቲ ኸቶ ኸይንሕለል ዝገበርናዮ ቘራጽነት ብኸመይ ከተደልድሎ ትኽእል፧

ፍቕርኹም ይብዛሕ

እታ ናብ ሰብ ፊልጲ እተጻሕፈት ደብዳበ፡ ጸገማት እናኣጋጠመና ኽነሱ ፍቕርና ኸመይ ገይራ እናበዝሐት ከም እትኸይድ ክንርኢ ትሕግዘና።

እቶም “ዚሰምዑኻ” ኺድሕኑ እዮም

ቤተ ሰብና ብዛዕባ የሆዋ ኺምሃሩ ንምሕጋዝ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

ንሓድሽ ምድብ ብኸመይ ትለምዶ፧

ብዙሓት ነቲ ዚፈትውዎ ምድቦም ሓዲጎም ምኻድ ኪኸብዶም ይኽእል እዩ። ነቲ ለውጢ እቲ ንምኽኣሉ እንታይ ኪሕግዞም ይኽእል፧

እምነት—እተበርትዓና ባህርይ

እምነት ዜደንቕ ሓይሊ ኣለዋ። ብእምነት ከም ከረን ዝበለ ጸገማት ክንጻወር ንኽእል ኢና።

ዮሃንስ መጥምቕ—ሓጐስና ንምዕቃብ ዚሕግዝ ትምህርቲ

ዜጕሂ ነገራት ኣብ ዜጋጥመና ግዜ እውን እንተ ዀነ ኸመይ ጌርና ኢና ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ሓጐስና ኽንዕቅብ እንኽእል፧