ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2021 | ዝሓሸት ዓለም ቀሪባ እያ
ሕጂ ዘሎ ዅነታት ዓለም፡ ጥፍኣት ከም ዝቐረበ ዜርኢ ድዩ፧ ከምኡ እንተ ዀይኑ፡ ካብቲ ጥፍኣት ንምድሓን እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ ዓለም ድሕሪ ምጥፍኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ኣብ ዘሎ ዓንቀጻት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ሕቶታት እዚ ዚህቦ ዜጸናንዕ መልሲ ኽንርኢ ኢና።
ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ
ሕጂ ዘሎ ዅነታት ዓለም ዝሓሸ ነገር ከም ዜድልየና ዜርኢ እዩ።
ዓለም ክትጠፍእ ድያ፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ መወዳእታ ዓለም ከም ዚኸውን፡ ምድሪ ግና ወትሩ መንበሪት ሰባት ከም እትኸውን ይዛረብ እዩ።
መወዳእታ ዓለም መዓስ እዩ ኪኸውን፧ የሱስከ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኢሉ፧
እቲ የሱስ እተነበዮ ነገራት ኪፍጸም ከሎስ ትርኢዶ ኣሎኻ፧
ኣብ ሓዳስ ዓለም ክትነብር እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧
ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ምምስራትን ካብ ጥፍኣት ምድሓንን ብኸመይ ይተሓሓዝ፧
ገነት እትኸውን ሓዳስ ዓለም ቀሪባ እያ
ኣምላኽ ተስፋታቱ ኺፍጽም ከሎ ኣብ ምድሪ ዚህሉ ዅነታት እንታይ ኪመስል እዩ፧
መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ ኼገርመካ እዩ።