ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧

መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧

ብዛዕባ ጥፍኣት ዓለም ሓያሎ ትንቢታት እኳ እንተ ተነግረ፡ ዓለም ግና ክሳዕ ሕጂ ኣይጠፍአትን። እሞ ደኣ ጥፍኣት ዓለም ሕልሚ ድዩ ጋህዲ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

  • ዓለም ብኸመይ እያ ኽትጠፍእ፧

  • መዓስ እያ ኽትጠፍእ፧

  • ካብቲ ጥፍኣት ክትድሕን ትኽእል ዲኻ፧

  • ድሕሪ እቲ ጥፍኣት፡ ዓለም ከመይ ክትመስል እያ፧

ኣብዛ ሕታም እዚኣ ኸም እተገልጸ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ሕቶታት እዚ ዚህቦ መልሲ ኼገርመካን ኬጸናንዓካን እዩ።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዛዕባ ዕላማ ኣምላኽ ዝያዳ ኽትፈልጥ ተሓጕሶም ኪሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም።