ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧

ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧
  • ኣብ ዓለም ብዙሕ ጸገማት ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ህይወት ንዜጋጥመካ ጸገማት ክትዋጽኣሉ እትሕግዝ ጥበብ ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧

  • ኣምላኽ ብውልቂ ይሓልየልካ ድዩ፧—1 ጴጥሮስ 5:6, 7

  • ብዛዕባ ኣምላኽን ፍቓዱን ዝያዳ ኽትፈልጥ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ሚልዮናት ሰባት ቅዱሳት ጽሑፋት ብምጽናዕ ነዘን ሕቶታት እዚአን ዚኸውን ዜዕግብ መልሲ ረኺቦም እዮም። ንስኻ እውን ከምኡ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ።

ዝያዳ ሓበሬታ ኽትረክብ እንተ ደሊኻ፡ ነታ ሪል ፈይዝ—ዮር ኪ ቱ ኤ ሃፒ ላይፍ ዘርእስታ ብሮሹር ካብ ኣሕተምቲ እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብናጻ ኽትሓትት ወይ ኣብ www.pr418.com ከተንብባ ትኽእል ኢኻ።