ናብ ውሑስ መጻኢ ዚመርሕ መገዲ
ናብ ውሑስ መጻኢ ዚመርሕ መገዲ ኣየናይ እዩ ምበልካ፧
ዝለዓለ ትምህርቲ
ሃብቲ
ሕያዋይ ሰብ ምዃን
ወይ ካልእ ነገር
መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦
“ጥበብ ንዓኻ ጽቡቕ ምዃኑ ፍለጥ። እንተ ረኺብካያስ፡ ብሩህ መጻኢ ኺህልወካ እዩ።”—ምሳሌ 24:14።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ናብ ውሑስ መጻኢ ዚመርሓካ ቓላት ጥበብ ክትረክብ ኢኻ።
ዝለዓለ ትምህርቲ
ሃብቲ
ሕያዋይ ሰብ ምዃን
ወይ ካልእ ነገር
“ጥበብ ንዓኻ ጽቡቕ ምዃኑ ፍለጥ። እንተ ረኺብካያስ፡ ብሩህ መጻኢ ኺህልወካ እዩ።”—ምሳሌ 24:14።
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ናብ ውሑስ መጻኢ ዚመርሓካ ቓላት ጥበብ ክትረክብ ኢኻ።