ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 1 2016 | ስለምንታይ ብቕንዕና እትመላለስ፧

መብዛሕትኦም ሰባት ንዓሰርተ ደቒቕ ኣብ ዚገብርዎ ዝርርብ እንተ ወሓደ ሓንሳእ ይሕስዉ። ስለምንታይ ካባታቶም ክትፍለ እትጽዕር፧

ገበር

ቅንዕና ግዜኡ ሓሊፍዎ ድዩ፧

ሂቶሺ ዘጋጠሞ ነገር፡ ነዚ ሓቂ ዝዀነ የምስሎ።

ገበር

ብቕንዕና ዘይምምልላስ ዜስዕቦ ጽልዋ

ሓሶት ኣብ ምንታይ ደረጃ በጺሑ ኣሎ፧

ገበር

ብቕንዕና ምምልላስ ዘለዎ ጥቕሚ

ሰባት ኣብ ህይወቶም ዘሕለፍዎ ተመክሮ፡ ቅንዕና ዘለዎ ዋጋ ይሕብር።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ንሓንቲ ዓመት ጥራይ እኳ ሰላምን ሓጐስን ኪህበኒ ለመንክዎ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ 1 ዮሃንስ 1:9 ዚርከብ ሓሳብ ንኣላን ብሮጂዮ ተንከዮ

ትፈልጥዶ፧

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጥቕላላት መጻሕፍቲ ብኸመይ እዩ ዚስራሕን ኣብ ጥቕሚ ዚውዕልን ነይሩ፧ ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ተጠቒሶም ዘለዉ “ሊቃውንቲ ኻህናት” መን እዮም፧

ከመይ ጌርካ ቕሳነት ክትረክብ ትኽእል፧

ቅሳነት ንምርካብ ኪሕግዘካ ዚኽእል ሰለስተ መገድታት።

ንግዜና ዚኸውን ጥንታዊ ጥበብ

ኣይትጨነቑ

የሱስ “ኣይትጨነቑ” ጥራይ ኣይኰነን ኢሉ፣ የግዳስ፡ ከመይ ጌርካ ኸም ዘይትጭነቕ እውን ገሊጹ እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧