ንቕሑ! መጋቢት 2013 | ንፉዕ ኣቦ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
ብዙሓት ኣቦታት፡ ንሳቶምን ስድራ ቤቶምን ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪስዕቡ ኸለዉ ኸም ዚጥቀሙ ርእዮምዎ እዮም።
ካብ ከባቢ ዓለም
ዛዕባታት፦ ምጥፋእ ጥሜት፡ ኣብ ቦታ ስራሕ ዜጋጥም ውጥረት፡ ጽሬት ኣየር ከተማታት ቻይና።
ሙስ—ፍልይ ዝበለ ገዚፍ እንስሳ ጫካ
ብዛዕባ ፍሉይ ባህርያት እዚ ገዚፍን ሓያልን እንስሳ እዚ ምስ ፈለጥካ፡ ክትግረም ኢኻ።
ተነዲፉ ድዩ፧
ጽልግልግ ዝበለ ርእየት ዘላሊት ሳሬት
እዛ ሳሬት እዚኣ፡ ነቲ ልክዕ ርሕቀት እትልክዖ ብኸመይ እያ፧ ተመራመርቲ ነቲ እታ ሳሬት እትጥቀመሉ ሜላ ኪቐድሕዎ ዚደልዩኸ ስለምንታይ እዮም፧