ንቕሑ! ሚያዝያ 2013

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ብ3D እተሰርሐ ዓጽሚ ምንጋጋ ንፈለማ እዋን ከም እተሰርሐን ኢኮሎጂ ኣንታርክቲካ ኣብ ዜስግእ ኵነታት ከም ዘሎን።

ንስድራ ቤት

ሃሳዪ ዘረባ ብኸመይ ከም እተወግድ

ሃሳዪ ዘረባ ንርክብኩም ይጸልዎ እንተ ኣልዩ፡ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ፧

ቃለ መጠይቕ

ሓደ ተመራማሪ ኢኮሎጂ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ሓደ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስን ፍልቀትን መበቈል ህይወትን ዘለዎ ርእይቶ ስለምንታይ ከም ዝቐየረ ኣንብብ።

ገበር

መወዳእታ ዘቤታዊ ዓመጻ

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኣዝዮም ዓመጽቲ ሰባት ባህርዮም ንኪቕይሩ ብኸመይ ኪሕግዞም ይኽእል፧

ሃገራትን ህዝብታትን

ኢንዶነዥያ

ብዛዕባ ባህልን ልምድታትን እዞም ምቕሉላትን ዕጉሳትን ተቐበልቲ ኣጋይሽን ዝዀኑ ህዝቢ ፍለጥ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ጥዕና

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሕማምን ሕክምናን እንታይ ከም ዚብል ፍለጥ።

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ንወብ ሳይትና ብኣቋራጭ ምእንቲ ኽትረኽቦ፡ ኮዳት QR ኣብ መጽሔት ንቕሑ! ይወጽእ ኣሎ።