ንቕሑ! ሰነ 2013 | እምብዛ ብዙሕ ዲና እንዕድግ ዘለና፧
ካብዘን ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ እምብዛ ብዙሕ ምዕዳግ እንታይ ጽልዋ ኼሕድረልካ ኸም ዚኽእልን ንወጻኢታትካ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእልን ተምሃር።
ካብ ከባቢ ዓለም
ዛዕባታት፦ ትኪ ማካይን ዘለዎ ሳዕቤንን ኣብ ኣፍሪቃን እስያን እተረኽበ ናይ ሓሶት ኣፋውስን።
ከመይ ይመስል ነበረ፧
ብስም ኣምላኽ እተዋህበ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ
ስጳኛውያን ወረርቲ ነቲ ኤል ሪኳየርሜንቶ ዚብሃል ሰነድ ተጠቒሞም፡ ከም ድላዮም ገበሩ። እሞኸ ኣምላኽ በዚ ተሓታቲ ድዩ፧