ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

 ኣብዛ እተሸገረት ዓለምውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዘገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ክትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ከጽንዕ እንተ​ድኣ ደሊኻ: በጃኻ ካብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዝቐርበካ ጽሓፍ።