ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ናይ ሕታም ዕለት
መጽሓፍ ቅዱስ
ብብዝሒ እተዘርግሓላ ፍልይቲ ዓመት 15/1
ወንጌል—ታሪኽ ድዩ ወይስ ጽውጽዋይ፧ 15/5
ስዉር ኮድ፧ 1/4
ናእዳ ዘትረፈ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧ 1/12
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
“እኹል” ክርስትያን ዲኻ፧ 15/8
መስተውዓሊ ዲኻ፧ 1/10
ክርስትያን ጓሶት “ልብኹም ኣግፍሑ”! 1/7
ክርስትያናት—ጽኑዓት እኳ እንተዀኑ ተዓጻጸፍቲ ኢዮም 15/2
ብሓይሊ የሆዋ ተጸናናዕ 15/4
ምስ የሆዋ ናይ ማሕርሮ ርክብ ኣማዕብል (ምሳ 3) 15/1
ናብ ኣምላኽ ምቕራብ 15/10
ሰናይ ኣርኣያ ዝዀኑ—ካብኦም ረብሓ ምርካብ 1/7
ንዝፍጠር ዘይምርድዳእ ብኸመይ ተደቅሶ፧ 15/8
ንዓወት ብኸመይ ትልክዖ፧ 1/11
ንገዛእ ርእስኻ ብኸመይ ትርእያ፧ 15/1
የሆዋ ዝኸብረሉ ዘሐጕስ መርዓ 1/5
‘ትእዛዛት ሓሉ እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ’ (ምሳ 7) 15/11
ንመንፈስ ቅዱስ ብሕታዊ ሓጋዚኻ ምግባር 15/10
ዓቕምኻን ቦታኻን ምፍላጥ ሰላም ከም ዝህሉ ይገብር 15/3
ጥበብ ዘለዎ ምኽሪ ኣደ (ምሳ 31) 1/2
ንኣምላኽ ዘሐጕስ ሙዚቃ 1/6
ምኽንያታዊ ትጽቢታት 1/8
ብቕዓት ከም ዘሎካ ምርኣይ 15/4
ኣብዛ ርኽሰት ዝመልኣ ዓለም ንጹህ ኩን (ምሳ 5) 15/7
ንስልጣን ኣኽብሮት ሃብ 1/8
“ንልብኻ ሐልዎ” (ምሳ 4) 15/5
ንስምካ ዓቅቦ (ምሳ 6) 15/9
ድሉው ብዝዀነ ልቢ ንየሆዋ ምድላዩ 1/3
ንኣምላኽ ብናይ ፍታው መንፈስ ኣገልግሎ 15/11
ንዓመጸኛታት ብኣረኣእያ ኣምላኽ ዲኻ እትምልከቶም፧ 15/4
ማሕበር የሆዋ ተድልየና ኢያ 1/1
ክርስትያን እንታይ ማለት ኢዩ፧ 1/6
ጥቕሚ ርእስኻ እትስውእ ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢዩ፧ 15/9
ንኣምላኽ እተገልግሎ ስለምንታይ ኢኻ፧ 15/12
ውሉዳት ዘይብሎም ስለምንታይ ኢዮም፧ 1/8
የሆዋ
ናብኡ ንዝቐርብ ጸሎት ይምልሰሉ ኢዩ 1/3
ካብ ልብና ይዓቢ 1/5
ብኸመይ ኢዩ ክዝክረካ፧ 1/2
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
በረኽቲ ከበሳታት ፔሩ 15/11
ኣብ ፊጂ መንግስቲ ኣምላኽ ምእዋጅ 15/9
መጽሓፍ ዳንኤል ተገሊጻ! (መጽሓፍ ትንቢት ዳንኤል) 15/1
ከበሳታት ቺያፓስ (ሜክሲኮ) 15/12
“ናይ ሓድነት ኣብነት” 15/10
ኣብ ባሕሪ ኤጅያን ንሰባት ከም ዓሳ ምግፋፎም 15/4
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12
“ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል” ዓበይቲ ኣኼባታት 15/1
ህንዲ 15/5
ኢጣልያ 15/1
ንነዊሕ ግዜ እተገብረ ምንዳይ ዓስቢ ረኸበ (ዴንማርክ) 1/9
ግፍዒ ናይ ናዚ (ኔዘርላንድ) 1/4
ሓደስቲ ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካል 1/1
ንዕዮ ናብ ደሴታት ፓሲፊክ ምንቃል! 15/8
ኣብዚሕካ ምልጋስ ሓጐስ የምጽእ (ውጽኢታት) 1/11
ደሴት ሮቢንሶን ክሩሶ 15/6
ሰኔጋል 15/3
ደቂቕ ኣካል ለጋስ ልቢ 15/2
ታይዋን 15/7
ቱቫሉ 15/12
የሱስ ክርስቶስ
የሱስ ክርስቶስ ብኸመይ ክሕግዘና ከም ዝኽእል 15/3
ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
1/2, 1/3, 1/4, 1/5, 1/6, 1/8, 1/9, 1/12
ታሪኽ ህይወት
ናይ ፍሉይ ውርሻ በረኸት ምርካብ (ሲ. ኣለን) 1/10
ካብ ምስራሕ ኣጽዋር ውግእ ናብ ዕዮ ምድሓን ህይወት (ኣይ. ኢስማይሊዲስ) 1/8
ዝነበረኒ ሕንኪ ንኽዋጽኣሉ ሓጊዙኒ (ኣር. ኡርሊክ) 1/6
የሆዋ ኵሉ ሳዕ ንእሙናቱ ዓስቢ ይህቦም ኢዩ (ቪ. ዳንከም) 1/9
የሆዋ መዕቆብየይን ሓይለይን ኢዩ (ኤም. ፊልቶ) 1/2
ንየሆዋ ንምግልጋል ቀሊል ናብራ ምንባር (ሲ. ሞይር) 1/3
ናይ ብዙሓት ሃገራት ጸዋሪ ብርሃን (ጄይ. ያንግ) 1/7
‘ነቕ ዘይትብል እምነት’! (ኤች. ሙለር) 1/11
ካብ ንእስነትና ንፈጣሪና ምዝካር (ዲ. ሂብሽማን) 1/1
ንየሆዋ ብናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ምምስጋን! (ኤስ. ረይኖልድስ) 1/5
“ንስኻትኩም ነቲ ጽባሕ ዚኸውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም” (ኤች. ጀኒንግስ) 1/12
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
“ዅልኹም ኣሕዋት ኢኹም” 15/6
ከም ናይ የሱስ ዝበለ ግብሪ ንምፍጻም ትድረኽዶ፧ 15/2
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ—ዋጋ ዘለዎን ባህ ዘብልን ኢዩ 1/10
ንንባብን መጽናዕትን ዝኸውን ግዜ ምዕዳግ 1/10
ክርስትያናት ብምግልጋል ሓጐስ ይረኽቡ 15/11
ቤት የሆዋ ብ“ክቡር ነገር” ይመልእ ኣሎ 15/1
“ሓሳብ ክርስቶስ” ኣሎካዶ፧ 15/2
ንመዘኻኸሪታት የሆዋ ኣዚኻ ተፍቅሮዶ ኢኻ፧ 1/12
ነቲ ብስራት ብሃንቀውታ ኣውጅ 1/7
እቶም ኣንጻር ኣምላኽ ዝዋግኡ ኣይክዕወቱን ኢዮም 1/4
ነቲ ኣምላኻዊ ምህሮ ኣደልዲልካ ሓዞ 1/5
“ሓሳብ ክርስቶስ” ምፍላጥ 15/2
ኣምላኻዊ ኣረኣእያ ብዛዕባ ስነ-ምግባራዊ ንጽህና 1/11
መንግስቲ ኣምላኽ—ናይ ምድሪ ሓዳስ ምምሕዳር 15/10
ኣብ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል እምነት ይሃሉኻ! 15/5
እቲ መንፈስ ንዝብሎ ነገራት ስምዓዮ 1/5
ካልኦት ንየሆዋ ብቑዓት ኰይኖም ክመላለሱ ሓግዝዎም 15/12
‘ግዜኡ ኣይበጽሐን’ 15/9
ነቶም ኣብ ልዕሌኹም ስልጣን እተዋህቦም ኣኽብርዎም 15/6
የሆዋ ንዓና ዝመርሓሉ ዘሎ መገዲ 15/3
ክሳዕ መኣዝ ኢዩ ህላወ እኩያት ክቕጽል፧ 1/2
የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ 1/12
የሆዋ—እቲ ብርቱዕ ሓይሊ ዘለዎ ኣካል 1/3
የሆዋ ኣይክድንጕን ኢዩ 1/2
ብኣምላኽ ምድሓንና እልል ንበል 1/2
“ንቕሑ” 15/1
‘ንተስፋ ምድሓንካ’ ብርህቲ ገይርካ ሓዛ! 1/6
ከምቲ ብትንቢት እተነግረ ንዅሉ ምሕዳስ 15/4
ኣብ ሓዳስ ዓለም ክትህሉዶ ኢኻ፧ 15/4
‘ዎ ኣምላኽ ብርሃንካ ልኣኽ’ 15/3
እቲ ኽቡር ውርሻና—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ 1/9
ነቲ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቓል ኣቕልበሉ 1/4
ነቲ ብዛዕባ ግዜና እተነግረ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል ኣቕልበሉ 15/5
ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ 1/8
ነቲ ኣብ ሓሳብ ክርስቶስ ዝነበረ ኣረኣእያ ኣንጸባርቆ 1/9
ተስፋ ትንሳኤ ሓይሊ ኣለዎ 15/7
ተስፋ ትንሳኤ ርግጽ ኢዩ! 15/7
ንየሆዋ ባህ ዘብሎ መስዋእቲ ምስጋና 15/8
ንኣምላኽ ባህ ዘበለ መስዋእትታት 15/8
‘ንርእስኻን ነቶም ዝሰምዑኻን ኣድሕን’ 1/6
“ንየሆዋን ሓይሉን ድለዩ” 1/3
ምስቲ ሓላዊ ዄንካ ምግልጋል 1/1
ብዓቕሊ ናይ ምጽባይ ኣረኣእያ ይሃልኻ! 1/9
ዘርኢ ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ምዝራእ 1/7
ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ 15/12
መጽናዕቲ—ዓስቢ ዘለዎን ዘሐጕስን ኢዩ 1/10
“እታ ጊዜ በጺሓ” 15/9
“እቲ ንእሽቶስ ሽሕ” ኰይኑ 1/1
መንግስቲ ኣምላኽ እትፍጽሞ ነገራት 15/10
ሎሚ ኣገልገልቲ ኣምላኽ መን ኢዮም፧ 15/11
“ጥበብ ግና ምስቶም ዓቕሞምን ቦታኦምን ዝፈልጡ እያ” 1/8
ብስነ-ምግባር ንጹህ ክትከውን ትኽእል ኢኻ 1/11
እተፈላለየ
ኣንጾክያ (ሶርያ) 15/7
ክትርእዮ ኣብ ዘይትኽእል ነገር ትኣምንዶ ኢኻ፧ 15/6
ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ስነ-ምግባር ተግባራዊ ድዩ፧ 1/11
“ጽብቕቲ ሜዳቝ” 1/10
ኣብ እዋን ልደት ዝዝውተር ልምድታት ክርስትያናዊ ድዩ፧ 15/12
ሲኒክ 15/7
ሲሪል ሉካሪስ—ንመጽሓፍ ቅዱስ ዓቢ ግምት ዝሃበ ሰብኣይ 15/2
ርኽበታት ኣብ ይዝርኤል 1/3
መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ (እዮብ) 15/3
እምነት ንህይወትካ ክትቅይሮ ትኽእል ኢያ 1/1
ንብልሽውና ምቅላሱ 1/5
ውሽጣዊ ሰላም ምርካብ 1/7
ኣምላኽ ናብኡ ንዝቐርብ ጸሎት ይምልሰሉ ኢዩ 1/3
ጽልኢ ክጠፍእዶ ኢዩ፧ 15/8
ነቲ መጠንቀቕታ ኣቕልበሉ! 15/2
ህይወት ድሕሪ ሞት 1/10
ሎሚ መንፈስ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዝዓዪ 1/4
ኣዕሩኽ ከተጥርየሉ እትኽእል መገድታት 1/12
ውሽጣዊ ጽባቐ 15/11
ንኻልኦት ሃይማኖታት ክትምርምረንዶ ኣሎካ ኢዩ፧ 15/10
ዮስያስ 15/9
መፍትሕ ዓወት 1/2
ብኸመይ ብዓቕሊ ከም እትጽበ ትፈልጥዶ ኢኻ፧ 1/9
ካብቶም ናይ መጀመርታ ሰብኣይን ሰበይትን ትምህርቲ ምውሳድ 15/11
ህይወት ዝበለጸ ትርጕም ክህልዋ ይኽእል ኢዩ 15/7
“ንመሰውኢኻ እዞሮ አሎኹ” 1/5
ክትኣምኖ ዝግብኣካ ድዩ፧ 1/12
ኦም ኣውሊዕ 15/5
ፍጹም ህይወት ትምኒት ጥራይ ኣይኰነን! 15/6
እቲ ሰጓጒ ዓቢ ብርሃን ይርኢ (ጳውሎስ) 15/1
“ፖሊሽ ብረዘርን” 1/1
ምጽላይ ገለ ጥቕሚ ኣለዎዶ ኢዩ፧ 15/11
ሃይማኖታዊ ሓድነት ዝህልወሉ እዋን ቀሪቡ ድዩ፧ 1/12
“ዘመን ምቕናዕ” ቀሪቡ ኢዩ! 1/9
ጠቓሚ ምኽሪ ካበይ ከም እትረክብ 1/6
ነቲ ፍጽምና ናይ ምጽባይ ባህሪ ምስናፉ ዘድሊ ስለምንታይ ኢዩ፧ 15/6
ጥንቈላ 1/4
ቅድሚ ቐውዒ—ኣብታ “ግራት” ምዕያይ 15/10
ዓለምለኻዊ ሰላም—ብኸመይ፧ 1/11
ተስፋ ምቝራጽ ዘይብላ ዓለም 15/9
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ካብ ደም እተሰርሐ መድሃኒት 15/6
የሆዋ ንክርስቶስ ብመከራ ኽሕምሽሾ ፈትዩ ድዩ፧ (ኢሳ 53:10) 15/8
ናይ ገዛእ ርእስኻ ደም 15/10
ንናይ ፍትሕ ሕቶ ምቅዋሙ 15/12
የሱስ ብኽቡር ዘይቲ ክቕባእ ከሎ መን ኢዩ ዘጕረምረመ፧ 15/4
ናይ መን ቍጥዓ፧ (ሮሜ 12:19 NW ) 15/3