ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ 2001 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

ናይ 2001 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

ናይ 2001 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ዕለት ሕታም

 መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓንቲ ጥራዝ 1/5

ሲሪልን ሜቶዲየስን—ተርጐምቲ 1/3

ናይ ምዉት ባሕሪ ጥቕላላት 15/2

ትርጕም ሓዳስ ዓለም ሞሳ ረኺቡ 15/11

ንመጽሓፍ ቅዱስ ምርድኡ 1/7

ስለምንታይ ተጽንዖ፧ 1/7

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

ብሓቂዶ ጸዋር ኢኻ፧ 15/7

ንመንፈሳዊ ድኻም ልቢ ተኸላኸሎ 1/12

“በረኸት እግዚኣብሄር የሀብትም” 1/11

‘በረኸት ንጻድቕ ኢዩ’ (ምሳ 10), 15/7

‘ግዜ ምዕዳግ’ 1/5

‘ዕለታትና ብጥበብ ክበዝሓ ኢየን’ (ምሳ 9), 15/5

ምንዛዝ 1/6

ንተስፋ ምቝራጽ ክትዋጽኣሉ ትኽእል ኢኻ! 1/2

ንኣሉታዊ ስምዒታት ክትዋጽኣሉ ዘኽእለካ መገዲ 15/4

ውርዝና ምምዕባል 15/1

ምጥርጣር 1/7

ካልኦት ብጌጋ እተረድኡኻ ኰይኑዶ ይስምዓካ ኢዩ፧ 1/4

ንደቅኹም ዘድልዮም ኣማልኡሎም! 15/12

ብልማድ እትገብሮ ነገራት 1/8

ንግብዝና ብኸመይ ከም እትቃለሶ 15/11

‘እቲ ጥበብ ዝረክብ ብጹእ ኢዩ’ (ምሳ 8) 15/3

ንመበለታት ምሕጋዘን 1/5

ንዘኽታማትን መበለታትን ኣብ መከራኦም ምብጻሕ 15/6

እሙን ምዃን 1/10

ጥበባዊ ውሳነታት ምግባር 1/9

ግድን ጐሊሑ ዝርአ ቦታ ክህልወካዶ ኣለዎ ኢዩ፧ 15/2

ተኣዛዝነት—ኣብ እዋን ቍልዕነት ክወሃብ ዘለዎ ኣገዳሲ ትምህርቲ 1/4

ዕቤት ኣብ ምግባር ንዘጋጥመካ ዕንቅፋት ስገሮ 1/8

“ከምኡ ጕየዩ” 1/1

ንሕልናኻ ሓልዎ 1/11

ኣብ የሆዋ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል 1/6

ኣተዓባብያኻ ብዘየገድስ ዕዉት ክትከውን ትኽእል ኢኻ 15/4

‘በታ ቕንዕቲ መገዲ’ ተመላለስ (ምሳ 10), 15/9

የሆዋ

“በረኸት እግዚኣብሄር የሀብትም” 1/11

ኣብኡ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል 1/6

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ናይ 2000 ዓመታዊ ኣኼባ 15/1

እዚ ዝበለጸ ዓይነት ሞያ ምዀነካዶ፧ (ኣብ ቤትኤል ምግልጋል) 15/3

ሓድሕዳዊ ምትሕልላይ (ስደተኛታት ውግእ) 15/4

ወረቐት ምስክር መርኣያ ሰናይ ተግባር (ኮንጎ [ኪንሻሳ]) 15/8

ዓበይቲ ኣኼባታት—ሕውነትና እነርእየሉ ዘሐጕስ ኣጋጣሚ 15/9

“ገበርቲ ቓል ኣምላኽ” ኣውራጃዊ ኣኼባታት 15/1

ፈረንሳ 15/8, 1/9

ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12

ኣመሓዳሪ ኣካልን ሕጋዊ ትካልን 15/1

ንመንእሰያት ምሕጋዞም 15/7

ኬንያ 15/2

ህይወት ዝህብ ማይ ኣብ ኣንደስ 15/10

“ብልጽቲ ፕሮጀክት” (ፎቶ-ድራማ) 15/1

እምነትና ኽትፍተን ከላ ኣብ ጐንና ነይሮም ኢዮም (ደም) 15/4

ቀደም ተዃሉ ነይርና ሕጂ ግን ኣባጊዕ ኢና! 1/9

ሓደ ሰራሕ መነጸር ዘርኢ ይዘርእ (ዩክረይን: እስራኤል) 1/2

“መዓልቲ ሃይማኖታዊ ተጻዋርነት” (ኣብ ፖላንድ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ) 1/11

“ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ የራኽበና” (ኤፍ. ድሮዝግ) 15/11

‘ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሃይማኖታዊ ናጽነት ንኸስፋሕፍሕ ብምሕጋዞም ኣመስግንዎም’ 15/5

ንመስጐጕቲ ናዚ በዲሆምዎ 15/3

ኣብ ፌደራላዊ ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ እተረኽበ ዓወት (ጀርመን) 15/8

ዝከኣለና ዅሉ ንገብር ኢና! (ሚስዮናውያን) 15/10

የሱስ ክርስቶስ

የሱስ መድሓኒ ኢዩ—ብኸመይ፧ 15/11

ትንሳኤ 15/3

እቲ ናይ ሓቂ የሱስ 15/12

ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ

1/2, 1/4, 1/5, 1/6, 1/8, 1/10, 1/12

ታሪኽ ህይወት

የሆዋ ዘቕርቦ ጻውዒት ምቕባል (ኤም. ዛናርዲ) 1/12

ባህ ዘብል ተዘክሮታት ብምሕላፈይ አማሱ ኢየ! (ዲ. ኬን) 1/8

‘ክሳዕ መወዳእታ ተጸሚሙ ኢዩ’ (ኤል. ስዊንግል) 1/7

“የሆዋ ብዙሕ ጽቡቕ ገይሩለይ ኢዩ!” (ከይ. ክለይን) 1/5

ከቢድ ሓዘን እኳ እንተ ኣጋጠመኒ ሕጉስትን መማሰዊትን ኢየ (ኤን. ፖርተር) 1/6

ዘደንቕ ነገራት ዝመልኦ ህይወት (ኢ. ከምኡውን ኤች. ቢቨሪጅ) 1/10

ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብርሃን ይበርህ (ኤን. ሳሊም) 1/9

ብመገዲ የሆዋ ምምልላስ (ኤል. ቫለንቲኖ) 1/5

ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዘሕለፍክዎ በረኸት ዝመልኦ ህይወት (ኣር. ከርዘን) 1/11

ኣብ እተደለኽዎ ዘበለ ምግልጋል (ጀይ. ቤሪ) 1/2

ፈተናታት እኳ እንተ ኣጋጠመ ብምሉእ ልቢ ምግልጋል (ኣር. ሎዛኖ) 1/1

የሆዋ ኢዩ ሓብሒቡኒ (ኤፍ. ሊ) 1/3

ኢድ የሆዋ ርኢናያ ኢና (ፒ. ስክሪብነር), 1/7

ስሙራት ኢና ነይርና (ኤም. ባሪ) 1/4

ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት

ኣብርሃምናይ እምነት ኣብነት 15/8

ከም ናይ የሆዋ ዝበለ ልቢ ኣጥሪ 15/10

ብፍቕሪ ተሃነጽ 1/1

ናብቲ ገባር ተኣምራት ኣድህብ! 15/4

ኣቱም ዓየይቲ ተሓጐሱ! 15/7

ምስቲ ሕጉስ ኣምላኽ ተሓጐስ 1/5

ብመንፈስ ድልድልቲ ስድራቤት ምህናጽ 15/5

‘ጽቡቕን ክፉእን ክትፈሊ’ ትኽእልዶ ኢኻ፧ 1/8

‘ዓቕሊ ልበሱ’ 1/11

ንየሆዋ ዝፈርህ ልቢ ኣጥሪ 1/12

ናይ ሓዳር ብጻይ ንምምራጽ ዝጠቅም መለኮታዊ መምርሒ 15/5

ዝርስዑ ሰማዕቲ ኣይትኹኑ 15/6

ንሰናይ ግብሪ ኣይትሰልኪ 15/8

ንየሆዋ ፍርሃዮ ትእዛዛቱ እውን ሓልዎ 1/12

ንሰብኣዊ ድኻም ምስናፍ 15/3

ንተኣምራት ኣምላኽ ኣቕልበሉ 15/4

ከም ናይ ኣብርሃም ዝዓይነታ እምነት ትሃልኻ! 15/8

ንሓደ “ሓሻሽ” ውሉድ ብኸመይ ክትሕግዞ ምኸኣልካ፧ 1/10

ፍቕርኻ ክሳዕ ክንደይ ኢያ ሰፋሕ፧ 1/1

“ኣምላኽ ምሳና ኻብ ኰነኸ: መን እዩ ዚቃወመና፧” 1/6

ንውሉዳትካ ኸተለማምዶም ከሎኻ ንየሆዋ ምሰሎ 1/10

የሆዋ ዓቃል ኣምላኽ ኢዩ 1/11

የሆዋ መዕቈቢና ኢዩ 15/11

በረኸት የሆዋ የሀብትም 15/9

እታ የሆዋ ዝፈርደላ መዓልቲ ቐሪባ ኢያ! 15/2

የሆዋ መዓልትታትና ብኸመይ ከም እንቘጽር ይምህረና 15/11

እቶም እተመልሱ ህዝቢ የሆዋ ኣብ መላእ ምድሪ ይውድስዎ 15/2

ምስ ማሕበር የሆዋ ማዕረ ምስጓም 15/1

‘ካባይ ተምሃሩ’ 15/12

ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካዶ ትነብር ኣሎኻ፧ 1/2

ንሓቂ ናትካ ገይርካያዶ ኢኻ፧ 1/2

ነቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ እትረኽቦ ሓጐስ ዓቅቦ 1/5

እናወሰኽካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ ይገለጽ 1/8

ሓሳብ መንፈስ ሒዝካ ብህይወት ንበር! 15/3

ናብቲ ናይ መወዳእታ ዓወት ምስጓም! 1/6

ብቲኦክራሲያዊ መገዲ ዝሽየሙ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን 15/1

ሰላም ክርስቶስ ብኸመይ ኣብ ልብና ኽገዝእ ይኽእል፧ 1/9

ስለቲ ዓበይቲ ግብርታቱ ንየሆዋ ወድስዎ! 15/5

ኣብቲ ናይ ምእካብ ዕዮ ጸኒዕኩም ቀጽሉ! 15/7

ብፍልጠት የሆዋ ተሓጐስ 1/7

እቶም ብመገዲ ብርሃን ዝመላለሱ ዝረኽብዎ ሓጐስ 1/3

ካብ ውጥረት ዕረፍቲ እትረኽበሉ ግብራዊ መገዲ 15/12

ነቲ ዘይርአ ከም እትርእይዎ ዄንኩም ጽንዑ! 15/6

ንልብኻ ሓልዎ 15/10

እቶም ብርሃን ዝመርጹ ክድሕኑ ኢዮም 1/3

ቅድሚ መዓልቲ ቝጥዓኡ ንየሆዋ ድለይዎ 15/2

‘ንሰላም ድለያ ስዓባውን’ 1/9

ኣብቲ ብምሃብ ዝርከብ ሓጐስ ተኻፈል! 1/7

‘ቃል ኣምላኽ እናዓበየ ኸደ’ 1/4

ናይ ሓቂ ክርስትና ይብርትዕ! 1/4

ካብ ፍቕሪ ኣምላኽ መን ኢዩ ዝፈልየና፧ 15/10

በረኸት የሆዋ ክረኽበካ ድዩ፧ 15/9

እተፈላለየ

ብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ምሓዝ 15/6

ነቲ እትኣምኖ መሰረት ዝዀነካ ነገር 1/8

መማሰዊ ኹን እሞ ሕጉስ ክትከውን ኢኻ 1/9

‘እንሆ! እቲ ዓቢ ጭፍራ!’ 15/5

ብዘይደም ዝግበር መጥባሕቲ 1/3

“ብብርሃንካ ብርሃን ንርኢ አሎና” 1/12

ንሰባት ከሕብሮም ዝኽእል ነገር ይህሉዶ ዀን ይኸውን፧ 15/9

ኣበው ቤተ-ክርስትያን—ንናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ዝጣበቑ ድዮም ነይሮም፧ 15/4

ወድሰብ ንዓለም ከመሓይሻ ይኽእል ድዩ፧ 15/10

መብረስቲ ኣእዋም 1/11

ድያብሎስ 1/9

ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ተመላለሰ 15/9

“ኽትኰሐለሉውን ኵሕሊ” 15/12

ወርቃዊት ሕጊ ግብራዊት ኢያ 1/12

ሓጐስ 1/3

ሃስሞናውያን 15/6

“ንሕምብርትኻ ፈውሲ” 1/2

“ንጥዕና ሰባት ዝጐድእ ስዉር ሓደጋ” (ስእለ-ጽዩፍ ኢንተርነት) 15/4

“ናብ ቄሳር ይግባኝ: ኢለ አሎኹ” 15/12

ዘይመውት መንፈስ፧ 15/7

ብስራት መንግስቲ 1/4

ካብ ኦም ስየ እንረኽቦ ትምህርቲ 1/10

ድሕሪ ሞት ህይወት፧ 15/7

ንእስነትካ ብግቡእ ተጠቐመሉ 15/8

ካብ ወርቂ ንላዕሊ ነባሪ 1/8

ኖህ ብእምነቱ ንዓለም ኰነና 15/11

ኦሪጀን—ትምህርትታቱ ንቤተ-ክርስትያን ብኸመይ ከም ዝጸለዋ 15/7

ጳውሎስ ረድኤት ይእክብ 15/3

ስኪት 15/11

ኣብዛ ስግኣት ዝመልኣ ዓለም ድሕንነት ምርካብ 1/2

ሓተታ መናፍስቲ 1/5

መንፈሳዊ ገነት 1/3

ስቓይ 15/5

ንነዊሕ እዋን ጸኒዑ ዝነብር ኣእዋም 1/7

ናይ ሓቂ ዋጋ ዘለዎ ነገር እንታይ ኢዩ፧ 15/9

ናይ መን መዐቀኒታት ኢኻ ኽትተኣማመነሉ እትኽእል፧ 1/6

በሰላ ኲናት 1/1

ናይ ሓቂ እምነት ከተጥሪ ትኽእል ኢኻ 1/10

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኪዳን—ኣብ ኡር ድዩ ወይስ ካራን፧ 1/11

ኵሉ “ንእኡ” ማለት ንየሱስ ተፈጢሩ፧ (ቈሎ 1:16) 1/9

ክርስትያን ሰበይትን በዓላትን 15/12

ናይ ኮምፕዩተር ፕሮግራማት ምቕዳሕ 15/2

ናብ ዕረፍቲ የሆዋ ምእታው (እብ 4:9-11) 1/10

“ሰማያትን” (2 ጴጥ 3:13) “ሰማይን” (ራእ 21:1) 15/6

እቲ ተመን ብኸመይ ኢዩ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፧ 15/11

እዮብ ንኽንደይ ዝኣክል ግዜ ኢዩ ተሳቕዩ፧ 15/8

“ዘይሕጋዊ ኣምልኾ ጣኦት” (1 ጴጥ 4:3) 15/7

“ብመንፈስ” ምምላኽ ክበሃል ከሎ እንታይ ማለት ኢዩ፧ (ዮሃ 4:24) 15/9

ነቲ ታቦት ኪዳን ንምጻር ዘገልግል መሰላታት (1 ነገ 8:8), 15/10

ንእተወገደ ኽጽለየሉ፧ (ኤር 7:16) 1/12

“ናይ ቅዱሳን ቅዱስ” መዓስ ኢዩ ተቐቢኡ፧ (ዳን 9:24) 15/5

በቲ ናይ ወርቂ ምስሊ ኽፍተኑ ኸለዉ: ዳንኤል ኣበይ ኢዩ ነይሩ፧ (ዳን 3) 1/8

ናብ ሽማግለታት ቀሪቦም ክናዘዙ ዘድልዮም ስለምንታይ ኢዩ፧ 1/6