ናይ 2003 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
ናይ 2003 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ዕለት ሕታም
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ህዝቅኤል ዓባስ ኰይኑ፧ (ህዝ 24:27፣ 33:22) 1/12
ሓደ ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኽዕምጻ ምስ ዝደሊ ኸተእዊ ዘለዋ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2
“ሓደ ኻባና” (ዘፍ 3:22) 15/10
ሓደ ጥዕና ዘይብሉ ቕቡእ ክርስትያን ኣብ በዓል ዝኽሪ ኽእከብ ምስ ዘይክእል 15/3
‘መምህርካ እናረኣኻ’ ‘ቃል ብድሕሬኻ ምስማዕ’ (ኢሳ 30:20, 21) 15/2
ምስ እተወለድካሉ ወርሒ ይተሓሓዝ ዝበሃል ክቡር እምኒ 15/11
ሰብ ከይተዛረበካ ድምጺ ምስማዕ: ካብ ኣጋንንቲ ዝወርድ መጥቃዕቲ ድዩ፧ 1/5
ሰይጣን “ሓይሊ ሞት ኣብ ኢዱ ዝሓዘ” ድዩ፧ (እብ 2:14) 1/7
ሰይጣን ነቲ ሰባት ዝሓስብዎ ናይ ምፍላጥ ክእለት ኣለዎ ድዩ፧ 15/6
‘ብርእሱ ህይወት ኣላቶ’ (ዮሃ 5:26፣ 6:53) 15/9
“ብትሰትይዋ መጠን” (1 ቈረ 11:25, 26) 1/1
ብጴንጠቆስጠ ናይ 33 ከ.ኣ.ዘ. እተጠምቁ ህይወቶም ከም ዝወፈዩ ድዮም ዘርእዩ ነይሮም፧ 15/5
ንመርዑ ህያብ ምሃብ 1/9
ኣብ ቤት ፍርዲ ቐሪብካ ሓቂ ኽዛረብ እየ ኢልካ ምምሓል ግቡእ ድዩ፧ 15/1
ኣብ ክንዲ ምዉታት ምጥማቕ (1 ቈረ 15:29) 1/10
እቲ ኣብ መዝሙር ዳዊት ዘሎ ቍጽርታት ኣብ እተፈላለየ ትርጕማት መጽሓፍ ቅዱስ ዝፈላለ ስለምንታይ እዩ፧ 1/4
እንስሳ ምቕታል ጌጋ ድዩ፧ 1/6
ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ንላዕሊ ብዛዕባ ምእታው ዝነበረ ስርዓት ተቐይሩ ድዩ፧ 1/8
ካብ መንፈስ ኤልሳእ “ዕጽፊ” (2 ነገ 2:9) 1/11
ፍቓድ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ኣቐዲሙ ተፈጺሙ ድዩ ነይሩ፧ (ማቴ 6:10) 15/12
መጽሓፍ ቅዱስ
ቃል ሓቂ ብቕኑዕ ኣማቕል 1/1
ተራ ዝነበሩ ሰባት ተርጐምዎ (ብቛንቋ ታሂቲ) 1/7
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
ለውሃት—ኣገዳሲት ባህሪ ክርስትያናት 1/4
“ለውሃት ዘበለ ንዅሉ ሰብ” ኣርኢ 1/4
“መማሰውቲ ኹኑ” 1/12
መንእሰያት—የሆዋ ንግብርኹም ኣይርስዖን እዩ! 15/4
መንፈሳዊ ዘረባ ይሃንጽ 15/9
መዓልቲ የሆዋ እናቐረበት ክትከይድ ከላ ንሰባት ብኸመይ ክንርእዮም ኣሎና፧ 15/7
ምእንቲ ጽድቂ ዝስጐጉ 1/10
ሰባት መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንክቕበሉ ሓግዞም 15/11
ቀዳሞት ክርስትያናትን ሕጊ ሙሴን 15/3
‘ቃል ኣምላኽ ብቕኑዕ ኣማቕል’ 15/11
ብሓቂዶ ብወንጌል ትኣምን ኢኻ፧ 15/1
ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን 1/3
ብዓቕሊ ‘ትጽበ’ ዲኻ፧ 15/7
‘ብዙሕ ፍረ ፍረዩ’ 1/2
‘ብየሆዋ ተሓጐስ’ 1/12
ብግዜ ጸበባ ምሉእ ብምሉእ ኣብ የሆዋ ተወከል 1/9
ነቲ ኣድልዎ ዘይብሉ የሆዋ ኣምላኽና ንምሰሎ 15/6
‘ነንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃልውኩም’ 1/2
ናይ ሓቂ ምጽንናዕ ካበይ ክርከብ ይከኣል፧ 1/5
ንልቢ የሆዋ ዘሐጐሳ ኣንስቲ 1/11
ንልቢ የሆዋ ዘሐጕሱ መንእሰያት 15/4
ንሕዙናት ኣጸናንዓዮም 1/5
ንመዓልቲ የሆዋ እተዳሎኻ ኹን 15/12
“ንቕሑ”! 1/1
ንኣምላኽ ሓቂ ምምሳሉ 1/8
ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዝርእዮም ጌርካ ኽትርእዮም ጽዓር 15/3
ንዘለኣለም ብስም የሆዋ ኽንመላለስ ኢና! (ሚክያስ) 15/8
ንየሆዋ እምንቶኻ ግበሮ 1/9
“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” 1/7
‘ኣብ ቃለይ ጽንዑ’ 1/2
ኣብታ ፍልጠት ምግታእ ርእስኻ ወስኽ! 15/10
ኣብ ኵሉ ሰብ ጽቡቕ ጐድኒ ኣናዲ 15/6
ኣኽቢርካ ዝርኣያ ንየሆዋ ዘምልኻ እሙናት ክርስትያን ኣንስቲ 1/11
“ኣይትፍርሁን ኣይትሸበሩን” 1/6
ኣገልገልቲ የሆዋ ናይ ሓቂ ተስፋ ኣለዎም (ሚክያስ) 15/8
እምነትካ ኽሳዕ ክንደይ እያ ድልድልቲ፧ 15/1
እቲ መንፈስ ዝብሎ ዘሎ ስማዕ! 15/5
“እንሆ: ኣምላኽና እዚ እዩ” 1/7
ከየባተኽና ኽንጽሊ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 15/9
ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ንቑሓት ኩኑ! 1/1
ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ንቑሓት ክንከውን ኣሎና 15/12
ክርስቶስ ነተን ጉባኤታት ይዛረበን 15/5
ዓስቢ ዓወት ንምርካብ ርእስኻ ግታእ! 15/10
የሆዋ—ኣምላኽ ሓቂ 1/8
“የሆዋ ኣበይ ኣሎ” ኢልካ ትሓትትዶ፧ 1/5
የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ዝደልየና፧ (ሚክያስ) 15/8
ደቀ መዛሙርቲ ንኽትገብር ኢልካ ስበኽ 15/11
ደው በሉ እሞ: እቲ ምድሓን የሆዋ ርኣዩ! 1/6
ድራር ጐይታ ንዓኻ እንታይ ትርጕም እዩ ዘለዎ፧ 15/2
ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧ 15/2
‘ጽንዑ: ትብዑ!’ 1/3
ፈተናታት እናኣጋጠመና ምዕጋስ ንየሆዋ ውዳሰ የምጽኣሉ 1/10
ታሪኽ ህይወት
ሕያውነት ይፈቱ ነበረ (ሚልተን ሄንሸል) 15/8
መወዳድርቲ ዘይብሉ ሓጐስ! (ረጅንልድ ዎልዎርክ) 1/6
ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ምድላይ—ቅሳነትን ሓጐስን ዝመልኦ ህይወት (ጀታ ሱነል) 1/3
ንህይወተይ ዝቐየረት ሓጻር መልእኽቲ (ኢረን ሆኽስቴንባኽ) 1/1
ንኻልኦት ምግልጋል ንስቓይካ የፍኵሶ (ሁልያን ኣርያስ) 1/7
“ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧” (ማሪያ ከራሲኒስ) 1/12
ከም ጕሁር እቶን ሓዊ ዝኣመሰለ መሪር ፈተና ኣሕለፍኩ (ፔርክለዝ ያኖሪስ) 1/2
ዓለምለኻዊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምስፍሕፋሕ ዘበርከትክዎ እጃም (ሮበርት ኒዝበት) 1/4
የሆዋ ንትሑታት ናብ ሓቂ ይስሕቦም (ኣሳኖ ኮሲኖ) 1/10
የሆዋ ኻብ ንእስነተይ ጀሚሩ መሃረኒ (ሪቻርድ ኣብርሃምሰን) 1/11
የሆዋ ወትሩ ይሓልየልና (ኢነለስ ምዛንጋ) 1/9
የሆዋ ዝኣምላኹ ሰብ ሕጉስ እዩ (ቶም ዲደር) 1/8
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ህይወት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት (ታንዛንያ) 15/2
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝድግፍ ብይን ኣመሓላለፈ (ኣርመንያ) 1/4
መስጐጕቲ 1/3
ሳው ቶመን ፕሪንቺፐን 15/10
ስብከት ዘይርሳዕ ጦብላሕታ ኽገድፈልካ ኸሎ (መክሲኮ) 15/4
“ቀናኣት ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኽ” ዘርእስቱ ኣውራጃዊ ኣኼባታት 15/1
ቅድሚኡን ድሕሪኡን 15/1, 15/3, 15/5, 15/7, 15/9, 15/11
ቅድስና ደም ንምሕላው ዝወሃብ ሓገዝ (ፊሊፒንስ) 1/5
“ባዶ ቦታ እያ መሊኣትለይ” (ንየሆዋ ቕረቦ ዘርእስታ መጽሓፍ) 1/7
“ብህይወት ምንባር ዘሐጕስ እዩ!” 1/1
ብራዚል (ዞባ ጽሙማን) 1/2
ቸክ (ሪፓብሊክ) 1/8
ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንስድራቤት የሕብራ 15/8
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12
“ንሰናይ ግብሪ ዘበለ እተዳለዉ” 1/12
ኣህጉራውያን ኣገልገልቲ (መክሲኮ) 1/5
ኣልባብ መንእሰያት ንኽትትንክፍ እተዳለወት ቪድዮ 1/7
ዓስቢ ዘይምሕላላ ረኺባ 1/1
ዓውደ-ኣዋርሕ 15/11
ዝኽሪ እተቐትሉ (ሃንጋሪ) 15/1
ዩክረይን 1/3, adj.1/10
ፈረንሳ 1/12
ፍልይ ዝበለ ጕጅለ ቛንቋ (ኮሪያ) 15/6
ፖላንድ 1/10
እተፈላለየ
ሓንቲ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ጥራይ ድያ ዘላ፧ 1/9
ሓጽብታት 1/12
መርዓ ቦኣዝን ሩትን 15/4
መንበረ-ታቦት—ኣብ ኣምልኾ እንታይ ቦታ ኣለዎ፧ 15/2
መንፈሳዊ ስርዓታት 15/4
መዝገብ ኖህ 15/5
መጽሓፍ ቅዱስ ንሓዳርካ ኸደልድሎ ይኽእል እዩ 15/9
ማርቲን ሉተር 15/9
ምድሪ ገነት ክትከውን 15/11
ረድኤት 1/6
‘ሰሎሞን እኳ ኸም ሓደ ኻባታቶም ኣይተኸድነን’ 1/6
‘ሰናይ ሕልና ይሃሉኻ’ 1/5
ቅንዕና 1/2
በዓል ዝኽሪ (ድራር ጐይታ) 1/4
ባራቅ 15/11
ብሓቂዶ ኻልኦት ሰባት የድልዩና እዮም፧ 15/7
ብምንታይ ኢኻ ኽትዝከር እትደሊ፧ 15/8
ብዛዕባ ስራሕ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ምሓዝ 1/2
ቴሽን—ንእምነቱ ዝጣበቕ ድዩ ነይሩ ወይስ መናፍቕ፧ 15/5
ነታ ቐጣን መገዲ ኣናደይዋ (ሓድነት ኣሕዋት) 15/12
“ናብ ኣንፊ ብልሒ እንተ ኣድሐርሐርካ” (ግብ 26:14) 1/10
ንመን ኢኻ እሞ ኽትኣምን፧ 1/11
ንድኻታት ዝኸውን ሓገዝ 1/9
ኡጋሪት—ጥንታዊት ከተማ 15/7
ኣሌክሳንደር ሻድሻይ (ጳጳስ) 15/6
ኣምላኽ መከራ ኽወርደና ዘፍቅድ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1
እንታይ ረኸበን፧ (ኖፍ ከምኡውን ኖ) 1/7
እከይ ስዒሩ ድዩ፧ 15/1
ኦም በለስ 15/5
ካብ ኣዕዋፍ እንረኽቦ ትምህርቲ 15/6
ውሳነ ምግባር 15/10
ዕጣን ምዕጣን 1/6
ዘዕግብን ዘተኣማምንን ስራሕ 1/2
ያእቆብ 15/10
ዮሲቤስ—“ኣቦ ታሪኽ ቤተ-ክርስትያን”፧ 15/7
ድኽነት 15/3, 1/8
ፍቕራዊ ሕያውነት 15/4
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ልቢ ውሉድካ ብኻልኦት ክቕረጽ ኣይትሕደጎ! 15/2
ልግሲ ኣማዕብል 1/11
“ሓቀኛ ኸንፈር” (ምሳ 12) 15/3
‘ሕያዋይ ሰብ ካብ የሆዋ ሞገስ ይቕበል’ (ምሳ 12) 15/1
“ሕጊ ጠቢብ” (ምሳ 13) 15/9
መንእሰያት—መንፈሳዊ ዕቤት ትገብሩዶ ኣለኹም፧ 1/4
መንእሰያት—ንየሆዋ ብቑዓት ኴንኩም ተመላለሱ 15/10
ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ይሃሉኻ ብጥበብ ድማ ተመላለስ 15/7
“ብኸምኡ ተቐበልኩም: ብኸምኡ ሀቡ” 1/8
ብዕድመ ንዝደፍኡ ኣኽቢርካ ምርኣይ 1/9
ነቲ እትገብሮ የሆዋ የስተብህለሉዶ፧ 1/5
ንናይ ኵነታት ለውጢ ብግቡእ ተጠቐመሉ 1/3
ንውሉደይ ትምህርቲ ኸእትዎ ኣሎኒ ድዩ፧ 15/3
ንየሆዋ ብዕቱብዶ ትደልዮ ኣለኻ፧ 15/8
ንየሆዋ “ኣብ ማእከል ማሕበር” ኣመስግኖ 1/9
ኣምላኽ ዝሕጐሰሉ ልግሲ 1/6
“ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ” 15/10
“ኣጆኹም: ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ” 15/3
ክኢላ ምዃን 1/8
ወትሩ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ትእዛዝ ክወሃበካ ዲኻ እትጽበ፧ 1/12
ዕላማ ተግሳጽ ምርድኡ 1/10
ይኣኽለኒ ምባል 1/6
ጽናዕ 15/5
ፍቕሪ 1/7
የሆዋ
ብሓቂዶ ይሓልየልና እዩ፧ 1/10
ነቲ እትገብሮ የስተብህለሉዶ፧ 1/5
ንተራ ሰባት ይሓልየሎም 15/4
ንኣምላኽ እንታይ ኢልካ ኽትሓቶ ምደለኻ፧ 1/5
ኣብ ኣምላኽ እትኣምን ስለምንታይ ኢኻ፧ 1/12
ክትፈልጦ ዘሎካ ኣምላኽ 15/2
የሱስ ክርስቶስ
ስድራቤት 15/12
ኣብ ምድሪ ይነብር ምንባሩስ ትኣምነሉዶ፧ 15/6