ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክትዝከር ዘለዋ ዕለት

ክትዝከር ዘለዋ ዕለት

ክትዝከር ዘለዋ ዕለት

የሱስ ክርስቶስ ድሮ እታ ዚሞተላ መዓልቲ ኣብ ዝነበረት ምሸት: ንሃዋርያቱ ዘይበዅዐ ቕጫን ቀይሕ ወይንን ድሕሪ ምሃብ ካብኡ ኺበልዑን ኪሰትዩን ኣዘዞም። “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ” እውን በሎም።—ሉቃስ 22:19

ኣብዛ ዓመት እዚኣ: እዚ በዓል እዚ ሰንበት 4 ሚያዝያ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ኺውዕል እዩ። ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብዛ ምሸት እዚኣ በዓል ዝኽሪ በቲ የሱስ ዝኣዘዞ መገዲ ንምብዓል ኪእከቡ እዮም። ምሳታቶም ንኽትእከብ ብኽብሪ ተዓዲምካ ኣለኻ። እዚ ፍሉይ ኣኼባ እዚ ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ንምፍላጥ ኣብ ከባቢኻ ንዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተወከሶም።