ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧
ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧
ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለምውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዜገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ እንተደኣ ደሊኻ: በጃኻ ኻብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዚቐርበካ ጽሓፍ።