ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ረቡዕ 12 ሚያዝያ ምሳና ተኣከብ

ረቡዕ 12 ሚያዝያ ምሳና ተኣከብ

ረቡዕ 12 ሚያዝያ ምሳና ተኣከብ

ክትዝከር ዘለዋ ምሸት

የሱስ ክርስቶስ ኣብታ ቐቅድሚ ሙማቱ ዝነበረት ምሸት: ናይ ሞቱ በዓል ዝኽሪ ኣቘመ። ወይንን ዘይበዅዐ ቕጫን ከም ተምሳል ተጠቒሙ: “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ” ኢሉ ኣዘዘ።—ሉቃስ 22:19

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነዚ ኣብ ዓዓመት ዚኽበር በዓል ዝኽሪ ምስኦም ኴንካ ንኸተብዕሎ ብኽብሪ ይዕድሙኻ። እቲ ኣኼባ ዚግበረሉ ልክዕ ቦታን መዓልትን ሰዓትን ንምፍላጥ: በጃኻ ነቲ ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ እዛ ጽሕፍቲ ዘሎ ሓበሬታ ተመልከት: ወይ ድማ ነቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓቲትካ ኣረጋግጽ።