መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2008
መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2008
እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም
መጽሓፍ ቅዱስ
ህይወት ሰባት ይቕይር 1/8
ብዛዕባ መጻኢ ይንበ፧ 1/10
ኢደ-ጽሑፍ “መዝሙር ባሕሪ” 15/11
ካብ ማቴዎስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/1
ካብ ማርቆስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/2
ካብ ሉቃስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/3
ካብ ዮሃንስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/4
ካብ ግብሪ ሃዋርያት ዚጐልሕ ነጥብታት 15/5
ካብ ሮሜ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/6
ካብ 1ይን 2ይን ቈረንቶስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/7
ካብ ገላትያን ኤፌሶንን ፊልጲን ቈሎሴን ዚጐልሕ ነጥብታት 15/8
ካብ 1ይን 2ይን ተሰሎንቄ ኸምኡውን ካብ 1ይን 2ይን ጢሞቴዎስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/9
ካብ ቲቶስን ፊልሞንን እብራውያንን ዚጐልሕ ነጥብታት 15/10
ካብ ያእቆብ ከምኡውን ካብ 1ይን 2ይን ጴጥሮስ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/11
ካብ 1ይን 2ይን 3ይን ዮሃንስ ከምኡውን ካብ ይሁዳ ዚጐልሕ ነጥብታት 15/12
ካብ ዘረባ ናብ ቅዱሳት ጽሑፋት 1/9
ወንጌላት ክሳዕ ክንደይ እዩ ዜተኣማምን፧ 1/10
ጥንታዊ ኲኒፎርምን መጽሓፍ ቅዱስን 15/12
ጽቡቕ ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ ምምራጽ 1/5
ታሪኽ ህይወት
“ብመገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ” (ኦልጋ ካምፕበል) 1/3
ንእስነት ካብ ዘምጸኦ ቕብጸት፡ ዕረፍቲ ምርካብ (ኤዩሴብዮ ሞርሲዮ) 1/1
ኣምላኽ፡ ምሕረት ገይሩለይ (ቦልፈንክ ሞችኒክ) 1/7
ኣብ ኮሪያ እተገብረ ዕቤት ርእየ እየ (ሚልተን ሃሚልተን) 15/12
እምነተይ ካብ ሓዘነይ ንኽጸናናዕ ብኸመይ ከም ዝሓገዘኒ (ሶለዳድ ካስቲዮ) 1/10
“ካብ ቤት ናብ ቤት ምግልጋል ኣይትረስዕ” (ያኮፕ ኖይፈልድ) 1/9
‘የሆዋ ሓይለይ እዩ’ (ጆኣን ኮቪል) 15/10
የሆዋ ምሳና ስለ ዝነበረ ኣይፈራህናን (ኤዪፕትያ ፐትሪዱ) 15/7
ጌጋታት ክረክብ ክብል፡ ሓቂ ረኸብኩ (ሩዶልፍ ስቱዋርት ማርሻል) 1/12
ፍቓድ ኣምላኽ ብምግባር ኣብ መላእ ህይወተይ ዝረኸብክዎ ሓጐስ (ቢል ያርምቹክ) 1/6
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ህዝቢ ማያ ዝረኸብዎ ናይ ሓቂ ናጽነት 1/12
ህይወት ክሳዕ ክንደይ ክቡር ምዃኑ ፈለጥኩ 1/9
ሓዳር ከም ዚፈርስ ይገብሩ ድዮም፧ 1/11
ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ 15/1
መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወት ሰባት ይቕይር 1/8
ምረቓ ጊልዓድ 15/2, 15/8
ብብልሓት እተረኽበ ፍታሕ (ኣብ ኣኼባ ኣውራጃ ምእካብ) 15/6
ብዕላማ እተገብረ ምርኢት (ደቡብ ኣፍሪቃ) 1/11
ንሳቶም ጥራይ ድዮም ዚድሕኑ፧ 1/11
ንብሉይ ኪዳን ይቕበልዎ ድዮም፧ 1/12
ንኣምላኽ ‘ብሓንቲ ልብን ብሓንቲ ነፍስን’ ምግልጋል (ውጽኢታት) 15/11
ንኣንበብትና (ሓድሽ መዳያት ግምቢ ዘብዐኛ) 1/1
ንእምነትካ ኽትጣበቐላ ድሉው ምዃን (ተመሃሪት) 15/6
ንውዳሰ የሆዋ ዚግበር ህንጸት (ኣብ መክሲኮን በሊዝን ዚህነጽ ዘሎ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ) 1/2
ኣመሓዳሪ ኣካል እተወደበሉ መገዲ 15/5
ኣብ ኣምልኾኦም መስቀል ዘይጥቀሙ ስለምንታይ እዮም፧ 1/3
ኣብ ኣኽራን ኣንደስ ብስራት ምዝርጋሕ 15/3
ኣብ ውግእ ዘይሳተፉ ስለምንታይ እዮም፧ 1/7
ኣብ ዕዳጋ ምምስካር 15/9
ኣብ ደሴታት ሰሎሞን ዘጋጠመ ዕንወት 1/5
“ኣብ ጥቓ መጋርያ ኾፍ ኢለ ኸንብባ እየ” 1/6
“ኣብ ፈለግ ኮኮ ምስ በጻሕካ፡ ንየማን ተጠወ” 1/9
ኣዝዩ ኣገዳሲ ቘጸራ 15/3
ኣደዳ ዓመጻ ዝዀኑ ሰባት መሰሎም ተሓለወሎም (ሪፓብሊክ ጆርጅያ) 1/3
“ከምዚ ዝበለት ፍቕሪ ረኺበ ኣይፈልጥን” (ዶመኒካዊት ሪፓብሊክ) 1/3
ዘመናዊት “እስራኤላዊት ጓል” 1/6
ጸሊም ቅናት እተፈትሓሉ መዓልቲ 1/12
እተፈላለየ
ህይወት ዚፍልፍል ማይ 1/6
ልድያ ንዓና ትጸልወና 1/4
ሎሚ ዚግበር ‘ተኣምራዊ ምሕዋይ’ ካብ ኣምላኽ ድዩ፧ 1/12
“መራኽብ ተርሲስ” 1/11
መንግስቲ ኣምላኽ 1/1, 1/5
“መገዲ ሰንበት” 1/10
“መጽሓፍ መፍትሒ” 1/9
ማርቆስ ኣይተሓለለን 1/2
ማርያም እተጠቐመትሉ ቕዱይ ቅብኢ 1/5
“ምንባር ኣእዳው” (እብ. 6:2) 15/9
ምድሪ “ረሲና” 1/9
ምድሪ ኸተምልጥ ድያ፧ 1/8
ምድርና ኽትጠፍእ ድያ፧ 1/4
ሳውል፡ ጳውሎስ ተባሂሉ ኺጽዋዕ ዝጀመረ መዓስ እዩ፧ 1/3
ቃል ብቓሉ ቐጽሪ ድዩ ዜመልክት፧ (ኤፌ 2:11-15) 1/7
ቅዱስ ቍርባን 1/4
ብግዜ የሱስ፡ ኣይሁድ ኣብ ኵሉ ቦታታት ፋሕ ኢሎም ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ 1/11
ተስፋ ምዉታት 1/11
ተኸታተለን ተጸበየን (ኤልያስ) 1/4
ቴል ዓራድ 1/7
ነገዳት እስራኤል 13 ድዮም ወይስ 12፧ 1/7
ናይታ መበለት ክልተ ሳንቲም 1/3
ንንጹህ ኣምልኾ ተሓለቐ (ኤልያስ) 1/1
ንጉስ ሰሎሞን ክንደይ ዚኣክል ወርቂ ይውንን ነበረ፧ 1/11
ኖህን ማይ ኣይሂን 1/6
ኣርማጌዶን 1/4
‘ኣብ ልባ ትሓስቦ ነበረት’ (ማርያም) 1/10
ኣብ ሓርቢ ዘሎ ንብዓት 1/10
ኣብ ናይ ግሪኽ ዓለም ዝነበሩ ቐዳሞት ክርስትያናት 1/12
ኣእማን ቤተ መቕደስ 1/8
ኣእምሮኣዊ ሰላም 1/2
ኣይሁድ ካብ ምሸት ጀሚሮም በዓል ሰንበት ዜብዕሉ ዝነበሩ ስለምንታይ እዮም፧ 1/10
ኣዳም ከመይ ኢሉ ኺሓጥእ ይኽእል፧ 1/10
እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዚመውት 1/7
“እቲ ሕጊ ሓላዊ ኾነና” 1/3
“እኔኹ፡ ኣነ ባርያ የሆዋ” (ማርያም) 1/7
ካብ ጥቕላል ምንባብ 1/4
ኲናት ኣርማጌዶን ኣበይ እዩ ኺካየድ፧ 1/4
ኵሎም ኣይሁድ፡ ክርስትያናት ኪዀኑ ድዮም፧ (ሮሜ 11:26) 15/6
ኵራ ሓው (ቃየል) 1/7
ዓቐን ፍሲ ባሕሪ 1/2
ዕላማ ህይወት 1/2
ዘይተሓስበ ውጽኢት ዘምጽአ ውዲት (ዳንኤል) 1/11
ዝሓሸ ግዜ ኺመጽእ ድዩ፧ 1/8
“ዝሰብሔ ብልዑ” (ነህ 8:10) ዚብል ምስቲ “ስብሒ ኣይትብልዑ” (ዘሌ 3:17) ዚብል ይሰማማዕ 15/12
የሱስን ጴጥሮስን ንቤተ መቕደስ ሓንቲ ሳንቲም ጥራይ ግብሪ ኸፈሉ 1/2
ያሪኮ—ሓንቲ ኸተማዶ ወይስ ክልተ፧ 1/5
ዳዊት ዘይፈርሃሉ ምኽንያት 1/12
ገሃነም ኬፍርሃካ ኣለዎዶ፧ 1/11
ጢሞቴዎስ 1/4
ጢሮስ ብባቢሎናውያን ምስ ጠፍአት፡ ዘካርያስ ብዛዕባ ምጥፋእ ጢሮስ እተነበየ ስለምንታይ እዩ፧ 1/6
ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን 1/3
ፍልቀት ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይቃዶ ድዩ፧ 1/1
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ህይወቶም ዝያዳ ትርጕም ከም ዚህልዋ ገበሩ 15/1
መማሰውቲ ኽንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 1/8
መደባትካ ምስ ዕላማ ኣምላኽ ይሰማማዕ ድዩ፧ 1/7
ሚዛናዊ ትጽቢታት ኣሕድር 15/7
ምስ ኣባጽሕ ምዝርራብ 1/8
ርእስነት ኣብ ሓዳር ብሓቂ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ 1/3
ሳሙኤል ናብ ቅኑዕ ዘበለ ለገበ 1/8
ቀኒእካዶ ትፈልጥ፧ ኣሕዋት ዮሴፍ ቀኒኦም እዮም 1/10
“ባህ ዜብል ቃላት” ጌርካ ስድራ ቤትካ ህነጽ 1/1
ብዕዮኣ እትዓግብ ኣደ 1/2
ብፍልጠት እናዓበኻ ኺድ 15/9
“ብፍርሃት ኣምላኽ ቅድስና” ስዓብ 15/5
ንምፍላጥ እተሕድሮ ሃንቀውታ 1/6
“ንኣምላኽ ምሰሉ” 1/10
ንኻልኦት እንሕዘሉ መገዲ 1/8
ንውሉድካ ኻብ ሓዘኑ ኺጸናናዕ ሓግዞ 1/7
ንየሱስ ምሰሎ—ንኣምላኽ ብቕቡል መገዲ ኣምልኮ 15/9
‘ንዳሕራይካ’ ሕሰብ 1/9
ንፉዕ ኣቦ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ 1/10
‘ኣስኣሰር ናይ ሰላም ነገር ስዓብ’ 15/11
ኣብ ሑጻ ዲኻ እትሃንጽ ኣብ ከውሒ፧ 1/11
ኣብ ቃል ኪዳን ምጽናዕ 1/11
ኣብዛ ሕንቃቐ ዝመልኣ ዓለም ውሉዳት ምዕባይ 1/4
እተገለሉ ግናኸ ዘይተረስዑ (መናበዪ ኣረጋውያን) 15/4
እንታይ ዓይነት ሰብ ክትከውን ትደሊ፧ 15/11
ከም ስርናይ ኪሕሐዩ 15/1
ካብ ጌጋታት እስራኤላውያን ተምሃር 15/2
ክትሕግዝ ደለየት 1/6
ዘይምሕር ሕማም ንዘለዎም ምጽንናዖም 1/5
ዜጕሂ ነገራት እናኣጋጠመካ ኽነሱ ሕጉስ 1/3
ድኽመታት እናሃለወካ ኽነሱ ምብርታዕ 15/6
ግጭት ምፍታሕ (ኣብ ሓዳር) 1/2
ጸገማት ምፍታሕ 1/5
ጽሬት ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ 1/12
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ህላወ ክርስቶስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ 15/2
ልኡምን ሚዛናውን ኩን 15/3
ሓዳርኩም “ብሰለስተ ዝኸረረ ገመድ” ይኹን 15/9
መንግስቲ ንምቕባል ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ 15/1
መንግስቲ ኣምላኽ እተምጽኦ ምድሓን ቀሪቡ! 15/5
ስለምንታይ ንጽህናኻ ትሕሉ፧ 15/12
“ቅኑዕ ዝንባለ ዘለዎም” ሰባት ጽቡቕ ምላሽ ይህቡ ኣለዉ 15/1
“ቈላሕታ” የሆዋ ንዅሉ ይዕዘብ 15/10
ብህይወት ንምንባር እንታይ ምሃብካ፧ 15/10
ብሓደ ልቢ ተኣማንነትካ ሓሉ 15/8
ብሓዳርኩም ተሓጐሱ 15/3
ብመገዲ የሆዋ ተመላለስ 15/2
ብምኽባር ትቀዳደም ዲኻ፧ 15/10
ብእተማልአ መገዲ ንምምስካር ቈራጽነት ግበር 15/12
ብዛዕባ ኽንክን ጥዕና ቕዱስ ጽሑፋዊ ኣረኣእያ ሓዝ 15/11
ብግዜ ንእስነትካ ንየሆዋ ምግልጋል ሕረ 15/5
ነቲ ኻብ ቤት ናብ ቤት ኣብ ዚግበር ኣገልግሎት ዜጋጥም ብድሆታት ምስጋሩ 15/7
ነቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ ምሰሎ 15/2
ነቲ የሱስ ኣብ ዕላማ ኣምላኽ ዘለዎ ፍሉይ ግደ ተገንዘቦ 15/12
ነቲ “ጽሩይ ቋንቋ” ብምልከት ትዛረበሉ ዲኻ፧ 15/8
“ነታ ቐዳመይቲ ፍቕርኻ” ኣይትሕደጋ 15/6
“ነታ ብጐይታ እተቐበልካያ ኣገልግሎት ንምፍጻማ ተጠንቀቕ” 15/1
ነቶም ካብተን መጓሰ ዝጠፍኡ ሓግዞም 15/11
ናብ ዔላታት ማይ ህይወት ንኺምርሑ ብቑዓት ኰይኖም እተቘጽሩ 15/1
ንህይወት ትርጕም ዘለዋ ዚገብራ እንታይ እዩ፧ 15/4
ን“መንፈስ ዓለም” ተጻረሮ 15/9
ንስልጣን የሆዋ ተቐበል 15/6
ንኻልኦት ብኸመይ ክንሕዞም ኣሎና፧ 15/5
ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ዲኻ እትርእዮም፧ 15/3
ንየሆዋ ዅሉ ግዜ ኣብ ቅድሜኻ ግበሮ 15/2
‘ንጥበብ ኣመሃህራኻ’ ኣቕልበሉ 15/1
ንጽህናኻ ኽትሕሉ ዲኻ፧ 15/12
“ኣብ ማእከልኩምከ ለባምን ኣስተውዓልን መን እዩ፧” 15/3
ኣብነት ጳውሎስ ብምስዓብ መንፈሳዊ ዕቤት ግበር 15/5
ኣብ ኵሉ ነገር መምርሒ ኣምላኽ ድለ 15/4
ኣብዚ ግዜ መወዳእታ ሓዳርን ስድራን ምግባር 15/4
ኣቱም መንእሰያት፡ ሕጂ ንፈጣሪኹም ዘክርዎ 15/4
ኣየናዩ ኸም ዚበቍል ኣይትፈልጥን ኢኻ 15/7
“እቲ ዜብቍል ኣምላኽ” እዩ 15/7
ከምቲ የሱስ እተጻረሮ ‘ንድያብሎስ ተጻረሮ’ 15/11
ከይተደናጐዩ ኺምለሱ ሓግዞም! 15/11
ካብ ቤት ናብ ቤት ዚግበር ኣገልግሎት፡ ሕጂ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ 15/7
ካብ “ከንቱነት” ርሓቕ 15/4
ክብረት ብምሕላው ንየሆዋ ኣኽብሮ 15/8
ክንሃድመሉ ዘሎና ነገራት 15/6
ክንስዕቦ ዘሎና ባህርያት 15/6
የሆዋ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ “መናገፊ” ነይሩ 15/9
የሆዋ ንልባዊ ጸሎትና ዚህቦ መልሲ 15/10
የሆዋ ንኣረጋውያን ኣገልገልቱ ይሓልየሎም 15/8
የሆዋ ንእሙናቱ ኣይሓድጎምን 15/8
የሆዋ ንዓና “መናገፊ” እዩ 15/9
የሆዋ ንጽቡቕና ይሕልወና 15/10
የሆዋ ኣውያትና ይሰምዕ 15/3
የሱስ ክርስቶስ—እቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ሚስዮናዊ 15/2
ጽቡቕ ግበሩ 15/5
የሆዋ
ሓላዪ ጓሳ 1/2
ሓደ ኻብ ደቁ ምዃን 1/3
መላሲ ህይወት 1/3
መከራ ኺህሉ ዘፍቀደ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2
መዳርግቲ ዘይብሉ ኣቦ 1/1
ስሙ ምጥቃም ጌጋ ድዩ፧ 1/7
ስም የሆዋ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ኪህሉ ኣለዎዶ፧ 1/8
ስቓይና ይርድኣልና 1/5
ባህርያዊ ሓደጋታት ካብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ድዩ፧ 1/5
ብኸመይ ከም እነምልኾ የገድስ ድዩ፧ 1/6
ንሰማያዊ ኣቦኻ ትፈልጦዶ፧ 1/9
“ንሱ ኻብ ነፍሲ ወከፍና ዘይረሐቐ” 1/7
“ንኣምላኽ ምሰሉ” 1/10
ንይቕረታ ድሉው 1/6
“ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” 1/9
ኣደማምጻ ስም ኣምላኽ ብትኽክል ዘይፍለጥ እንተ ዀይኑ፡ ስለምንታይ ምጥቃም ኣድለየ፧ 1/9
“ካብ ኵሉ ንላዕሊ ቕዱስን ዓብዪን ስም ኣምላኽ” 15/10
ካብ የሱስ እንመሃሮ ትምህርቲ 1/2
‘ካብ ፍቕሪ ኣምላኽ ኪፈልየና’ ዚኽእል ነገር ኣሎዶ፧ 1/8
ዋጋ ኸም ዘሎና ዚርኢ 1/4
ውዳሰና ዚግብኦ ፈጣሪ 1/12
“ዘይለዓል ስም” 1/6
የሆዋ እተነበዮ 1/1
ፈታው ፍትሒ 1/11
ፍጥረት ብዛዕባኡ ዚገልጾ ነገራት 1/5
የሱስ ክርስቶስ
ሞት የሱስ ኬድሕነካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ 1/3
ሰብ ጥበብ መዓስ እዮም ዝበጽሕዎ፧ 1/1
ብስም የሱስ እንጽሊ ስለምንታይ ኢና፧ 1/2
ብዛዕባ እቲ መሲሕ እተነግረ ትንቢት 1/10
ብዛዕባ ገሃነም እሳት ድዩ ዚዛረብ ነይሩ፧ (ማር 9:48) 15/6
‘ተኣምራዊ ምሕዋይ’ 1/5
ናብ መቓብር ኣልኣዛር ድሕሪ ኣርባዕተ መዓልቲ ዝበጽሐ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1
ንሓደ ዕዉር ሰብኣይ በብቝሩብ ኣሕወዮ 1/4
ንሰማዕቱ ኣገረመ 1/9
ንኻልኦት ብዛዕባ እንሕዘሉ መገዲ 1/8
ኣብ ህይወትካ እንታይ ጽልዋ ኣለዎ፧ 1/12
ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ ወይስ መለኮት፧ 1/11
ዚዛረበሉ ዝነበረ ቛንቋ 1/8
ዝጠቐሶም “ሸረፍቲ” 1/12
ይሁዳ፡ 30 ቕርሺ እተመዝነሉ ስለምንታይ እዩ፧ 1/9
ጴጥሮስ ከሓዶ 1/1
ጶንጥዮስ ጲላጦስ፡ የሱስ ‘ንርእሱ ወዲ ኣምላኽ ምግባሩ’ ምስ ሰምዐ፡ ስለምንታይ እዩ ዝፈርሀ፧ 1/6
ጸራቢ ኸሎ እንታይ ይሰርሕ ከም ዝነበረ 1/12