ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2009 ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—ኣምላኽ ዝሃቦ ተስፋ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—ክርስትያናዊ ተስፋ ድዩ፧ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—እንደገና እተቐልዐ ተስፋ ሕቡእ መዝገብ ምርካብ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” ትዝክሮዶ፧ ‘የሆዋ ገጹ ኣብርሃሎም’ ኣብዚ “መዓልቲ ብስራት” ኣቓልቦኻ ኻብ ዚሰርቕ ነገራት ርሓቕ ነቲ ቕድሚ ሕጂ ዝነበረካ ፍሉይ መሰል መሊስካ ኽትረኽቦ ትኽእልዶ፧