ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትሕዝቶ

ትሕዝቶ

ትሕዝቶ

15 ሕዳር 2009

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

28 ታሕሳስ 2009–3 ጥሪ 2010

ጸሎትካ ብዛዕባኻ እንታይ ይገልጽ፧

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት፦ 51, 13

4-10 ጥሪ 2010

ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ንጸሎትካ ኣመሓይሾ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 6, 22

11-17 ጥሪ 2010

ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎካ ግደ ኣኽቢርካ ርኣዮ

ገጽ 13

ዚዝመር መዝሙራት፦ 53, 48

18-24 ጥሪ 2010

ፍቕሪ ሕውነትና ነዕቢ

ገጽ 20

ዚዝመር መዝሙራት፦ 25, 50

25-31 ጥሪ 2010

ከም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጽቡቕ ጠባይ ነርኢ

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 34, 3

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

ካብዘን ክልተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፡ እታ ቐዳመይቲ ነቲ ናብ የሆዋ እተቕርቦ ጸሎት ንኽትምርምር ክትሕግዘካ እያ። እታ ኻልአይቲ ኸኣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ንዚርከብ ልማኖን ውዳሰን ምስጋናን ንኽትምርምር ስለ እተተባብዓካ፡ ንጸሎትካ ንኸተመሓይሽ ክትሕግዘካ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 13-17

ክርስትያናት ከም ምዃንና መጠን፡ ነፍሲ ወከፍና ኣብቲ የሆዋ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝገበሮ መሰናድዎ ግደ ኣሎና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነቲ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዘሎና ግደ ኣኽቢርና እንርእየሉ እተፈላለየ መገዲ ትገልጽ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 20-29

ፍቕሪ ሕውነት ንሓድነት ጉባኤ ኣገዳሲ እዩ። ብዓል ጽቡቕ ጠባይ ምዃን ድማ፡ ኣብ ክርስትያናዊ ኣገልግሎት ዓብዪ ጸጋ እዩ። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ነዚ ኽልተ መዳያት ህይወትና ብኸመይ ከነደልድሎ ኸም እንኽእል ይገልጻ።

ልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገጽ 12

ብሕጉስ ልቢ ምሃብ

ገጽ 18

ለጋስ ጓል

ገጽ 29

ንጽሙማን ኣሕዋትካን ኣሓትካን ሓብሕቦም

ገጽ 30