መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2009 እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም
መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2009
እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ዕለት ሕታም
መጽሓፍ ቅዱስ
ስእላዊ ዘረባ 1/5
ተዓቂቡ 1/11
ናብታ ዓባይ ቀያሕ ደሴት በጺሑ (ማዳጋስካር) 15/12
ንህይወት ሰባት ይቕይር 1/2, 1/7, 1/8, 1/11
ኣብ ምዉት ቋንቋ እውን ከይተረፈ ህያው 1/4
ኣፍቀርዎ 1/6
እብራይስጥን ግሪኽኛን ክትመሃር የድልየካ ድዩ፧ 1/11
እንደገና ተነቢቡ (ኮዴክስ ኤፍራይሚ ሲሪ ሪስክሪፕተስ) 1/9
ካብ ራእይ ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል 15/1
ካብ ራእይ ዚጐልሕ ነጥብታት—2ይ ክፋል 15/2
ክትርድኦ እትኽእለሉ መገድታት 1/7
ኮዴክስ ቫቲካን 1/10
ገሊኡ ኽፋሉ ብግሪኽኛ እተጻሕፈሉ ምኽንያት 1/4
ግብራዊ 1/6
ታሪኽ ህይወት
“መልኣኽ የሆዋ ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር” (ክሪስታበል ኮነል) 15/3
ሰብ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን (ጆሰፍ ሂሲገር) 1/3
ስንክልና እናሃለወኒ ኽነሱ፡ ሓጐስ ረኸብኩ (ፖለት ጋስፐር) 1/5
ቅድሚ ተስዓ ዓመት ‘ንፈጣሪየይ ክዝክሮ’ ጀመርኩ (ኤድዊን ሪጅወል) 15/7
ትርጕም ዘለዎ ህይወት ረኸብኩ (ጋስፐር ማርቲነዝ) 15/9
ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧ (ሩት ዳኔይ) 15/6
ኣብ ህይወተይ ጽልዋ ዘሕደራ ሰለስተ ዓበይቲ ኣኼባታት (ጆርጅ ዎረንቻክ) 15/10
“እዚኣ እያ እታ መገዲ፡ ብእኣ ተመላለሱ” (ሩት ፓፓስ ዘዘንተወቶ ታሪኽ ኤሚሊያ ፒደርሰን) 15/1
ዜሕዝን ፍጻመታት እኳ እንተ ኣጋጠመኒ፡ መማሰዊ እየ (ኤንሪኬ ኣኮስታ) 1/6
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ህቦብላ ሚያንማር 1/3
ለጋስ ጓል 15/11
ሓደ ኽፋል ፕሮተስታንት ድዮም፧ 1/11
ሕቡእ መዝገብ ምርካብ (ኤስቶንያ) 15/8
ምስሊ ዘይጥቀሙ ስለምንታይ እዮም፧ 1/2
ስነ-ስርዓት ምረቓ ጊልዓድ 15/2, 1/9
ቤትኤል ብሩክሊን—100 ዓመት 1/5
ብ500 ቛንቋታት ዚዝርጋሕ ብስራት 1/11
ብትግሃት ምንዳይ (ኣየርላንድ) 1/3
ብኽብሪ ተዓዲምካ ኣለኻ (ኣኼባታት) 1/2
ናብ ሕሉፍ ዘመን ዝገበርናዮ ጕዕዞ (ኣብ ሕ.መ.ኣ. ዚነብሩ ኣሚሽ) 1/12
ናብ መቄዶንያ ኽትሓልፍ ትኽእልዶ፧ 15/12
ናብ “ወሰን ምድሪ” እተገብረ ጕዕዞ (ሪፓብሊክ ሳካ) 1/6
ንጽሙማን ኣሕዋትካን ኣሓትካን ሓብሕቦም 15/11
ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ቦታ ምግልጋል 15/4, 15/12
ዘርኢ ሓቂ ኣብ ርሑቕ ቦታታት በጽሐ (ሪፓብሊክ ቱቫ፡ ሩስያ) 15/7
ዜደንቕ ቤት ማሕተም (ዎችታወር ፋርምስ፡ ሕ.መ.ኣ.) 1/7
ዝዓበየ ቐላይ ማእከላይ ኣመሪካ 1/9
‘የሆዋ ገጹ ኣብርሃሎም’ (ጽሙማን) 15/8
ድኻ ኽነሳ ሕጉስትን ትስፉውትን 1/9
ፍሉይ ህዝባዊ መደረ 1/4
እተፈላለየ
ህዝቅያስ ዝሰርሖ መትረብ ማይ 1/5
ህይወትና ኣቐዲሙ እተወሰነ ድዩ፧ 1/4
“ሓለቓ ሓለውቲ ቤተ መቕደስ” 1/10
ሓድሽ ዓመት ቻይናውያን (እስያ) 1/12
መርከብ ኖህ ተረኺባ ድያ፧ 1/7
መንፈስ ቅዱስ—ሰባት ንምርዳኡ ዘጸግሞም ስለምንታይ እዩ፧ 1/10
“መጽሓፍ ያሻር፡” “መጽሓፍ ውግእ እግዚኣብሄር” 15/3
ሚስዮናውያን ናብ ምብራቕ ክሳዕ ኣበይ ኪኸዱ ይኽእሉ ነይሮም፧ 1/1
ምስ ፍርህን ጥርጣረን ተቓለሰ (ጴጥሮስ) 1/10
ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ባሕሪ ገሊላ 1/10
ረሃብ 1/8
ሰይጣን መዓስ እዩ ኻብ ሰማይ ተደርብዩ፧ 15/5
“ሱር ሰዲድኩምን ተሰሪትኩምን” 15/10
ሴም 1/10
ስም እንታይ ሒዙ ኣሎ፧ 1/2
ቅንዕቲ ሃይማኖት ምምራጽ 1/8
ቈረንቶስ 1/3
‘ቈጽላ ዘይረግፍ’ ኦም 1/3
ብምስትውዓል ስጕምቲ ወሰደት (ኣቢጋይል) 1/7
ብስድራ ቤት ዚግበር ኣምልኾ 15/10
ብእስራኤላውያን ዚግበር ዝነበረ ቘጸራ ኸዋኽብቲ 1/3
ብዛዕባ ምሕረት ተማህረ (ዮናስ) 1/4
ተኣምራዊ ምሕዋይ 1/5
ታቦት ኪዳን 1/9
ትርጕም ምቕባእ 1/8
ትብዓት ሓደ መንእሰይ (ዳዊት) 1/1
ትንሳኤ ኣልኣዛር 1/3
ናይ ሓቂ ክርስትና ዘይቅበሎ ሽዱሽተ ጽውጽዋያት 1/11
ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚኸውን ግዜ መድብ 15/10
ንምዉታት ክንፈርሆም ይግባእዶ፧ 1/1
ንዅሉ ገግዜኡ ኣለዎ 1/3
ንየሱስ ዚጻረርዎ ዝነበሩ ጸሓፍቲ 1/8
“ንጉስ ሄሮድስ” 1/12
ንጉስ ዳዊትን ሙዚቃን 1/12
ኡሪምን ቱሚምን 1/6
“ኣሜን” 1/6
ኣምልኾ በዓልን ጾታዊ ርኽሰትን 1/11
ኣበው ቤተ-ክርስትያን 1/7
ኣብ መብጽዓታት ኣምላኽ እምነት ምሕዳር (ኣብርሃም) 1/7
ኣብ መዓልቲ ጴንጠቆስጠ እተፈጸመ ተኣምር 1/9
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተገልጸ ለምጺ 1/2
ኣብ ማሕጸን ኣዲኡ ዝሞተ ዕሸል ተስፋ ትንሳኤ ኣለዎዶ፧ 15/4
ኣብ ቤት ትምህርቲ እተፈጸመ ጃምላዊ ቕትለት 1/12
ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም ዚርከብ ሰላም 1/7
ኣብ ጥንታዊት እስራኤል፡ መፍረ ንህቢ ነይሩዶ፧ 1/7
ኣብ ፈጣሪ ምእማን ይከኣል ድዩ፧ 1/10
ኣንበጣ ምብላዕ ልሙድ ድዩ ነይሩ፧ (ማቴ 3:4) 1/10
ኣይሁድ ንየሱስ “ብዘይ ፍልጠት” ኣቕተልዎ (ግብ 3:17) 15/6
ኣዳምን ሄዋንን ብሓቂ ዝነበሩ ሰባት ድዮም፧ 1/9
ኤርምያስ 1/12
እቲ ጳውሎስ ኣብ ኤፌሶን ዝገበሮ ስብከት ናዕቢ ዘለዓዓለ ስለምንታይ እዩ፧ 1/2
“እንታይ ክንበልዕ ኢና፧” 1/8
ካብ ምሳሌ 24:27 ዚርከብ ትምህርቲ 15/10
ካብ እኩያት መናፍስቲ ተሓሎ 1/5
ካብ ጌጋኡ ተማህረ (ዮናስ) 1/1
ኵለን ሃይማኖታት ናብ ሓደ ኣምላኽ ድየን ዜብጽሓ፧ 1/6
ወዲ ሓብቱ ንጳውሎስ 1/6
ውግእ ምስ ክርስትና ይቃዶ ድዩ፧ 1/10
ዝናም 1/1
የሩሳሌም ብቐጽሪ ተኸቢባ ድያ፧ 1/5
ያእቆብ ተባሂሎም እተጸውዑ ሰብኡት 1/9
ዮስያስ 1/2
ዮኣስ 1/4
ዳግማይ ልደት 1/4
ድልድልቲ እምነት 1/5
ድያብሎስ ብሓቂ ኣሎ ድዩ፧ 1/10
“ድዮስቆሮስ” (ግብ 28:11) 1/3
ገነት ብኸመይ ከም ዝጠፍአት 1/11
ጲላጦስ ንቄሳር ዚፈርሃሉ ምኽንያት ነይርዎዶ፧ 1/1
ጽሕፍቶ 1/3
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ሃይማኖት—ናተይ ምርጫ ድዩ ናይ ወለደይ፧ 15/9
ሓንቲ ሓብቲ ናብ ቋንቋ ምልክት ክትትርጕም ከላ፡ ርእሳ ኽትጕልበብ ኣለዋዶ፧ 15/11
መወዳእታ ኣብ ዚመጽኣሉ እዋን ኣበይ ክትከውን ኣሎካ፧ 15/5
መዝነት ምሃብ 15/6
መጻምድቲ ፍሉይ ክንክን ኬድልዮ ኸሎ 1/11
ማርያም 1/1
ምትሕብባር መንፈሳዊ ዕቤት የምጽእ 15/7
“ስቕ ንምባል ግዜ ኣለዎ” 15/5
ቀብሪ 15/2
ቅድሚ ሕጂ ፍሉይ መሰል ነይሩካዶ፧ 15/8
ብሕጉስ ልቢ ምሃብ 15/11
ብሞሳ ተቐበል፡ ብምሉእ ልቢ ሃብ 15/7
ትጉህን ሕጉስን ኴንካ ንኣምላኽ ምግልጋል 15/12
ናብራ ስድራ ቤት 1/11
ንመንእሰያት እኹላት ሰባት ኪዀኑ ምድላዎም 1/5
ንውሉዳት ምግሳጽ 1/2
ንየሆዋ ኣይትረስዓዮ 15/3
ንጽል ብምዃን ዚርከብ ሓጐስ 15/6
ኢታይ 15/5
ኣምላኽ መዓልታዊ ኺዛረበካ ፍቐደሉ 1/8
ኣምላኽ ዚሰምዖ ጸሎት 1/2
ኣቓልቦኻ ኻብ ዚሰርቕ ነገራት ርሓቕ 15/8
ኣብ ብሕታዊ ምርጫታትካ ድርቕ ትብል ዲኻ፧ 15/2
ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ትጸንዕ፧ 15/3
ኣቱም ሰብኡት፡ ንፍቕሪ ክርስቶስ ቅድሕዋ 15/5
ከይተመለሰ ዚተርፍ ጸሎት 1/1
ክትብደል ከለኻ 1/9
ክንደይ ኽትውፊ ኣሎካ፧ 1/8
“ዝበለጸ መገዲ” ፍቕሪ 15/7
ገንዘብ ምክዋን 1/8
ጾም 1/4
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ሓሳብ ክርስቶስ ይሃልኹም 15/9
መለኮታዊ ትምህርቲ ዘለዎ ሓለፋ 15/9
መላእኽቲ—“መናፍስቲ ኣገልግሎት” 15/5
መሲሕ—ኣምላኽ ዚጥቀመሉ መገዲ ድሕነት 15/12
‘መገብቲ ጸጋ ኣምላኽ’ ዲኹም፧ 15/1
ምስ ብጻይካ ሓቂ ተዛረብ 15/6
“ምስ ኵሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ” 15/10
ባርያ የሆዋ፡ “ብሰሪ ገበንና ቘሰለ” 15/1
“ብመንፈስ ተቓጸሉ” 15/10
ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ንጸሎትካ ኣመሓይሾ 15/11
ነቲ ኣብ ጉባኤ ዘሎካ ግደ ኣኽቢርካ ርኣዮ 15/11
ነቲ ዝዓበየ ሙሴ ዘለዎ ግደ ምርዳኡ 15/4
ነቲ የሆዋ ንምድሓንካ ዝገበሮ መሰናድዎ ተማስወሉ ዲኻ፧ 15/9
ነቲ የሱስ ከም ዝዓበየ ዳዊትን ሰሎሞንን መጠን ዘለዎ ግደ ምርዳኡ 15/4
‘ነቲ ገንሸል ይስዕብዎ’ 15/2
ናብ ብስለት ኣቢልካ ሰጕም—“እታ ዓባይ መዓልቲ የሆዋ ቐሪባ” 15/5
ናብቲ ዓስቢ ጠምት 15/3
“ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” 15/8
‘ንሰናይ ግብሪ ቕንኣት ይሃሉኻ’ 15/6
“ንቕሑ” 15/3
ንቤት የሆዋ ቕንኣት ይሃሉኻ 15/6
ን“ክርስቶስ” እንስዕቦ ስለምንታይ ኢና፧ 15/5
“ንዓ ስዐበኒ” 15/1
ንየሆዋ ብሕብረት ክንውድሶ ይግባእ 15/3
ንየሱስ ምሰሎ—ብትብዓት ስበኽ 15/7
ንየሱስ ምሰሎ—ብፍቕሪ ምሃር 15/7
ንጽህናኻ ንልቢ የሆዋ የሐጕሶ 15/4
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—ኣምላኽ ዝሃቦ ተስፋ 15/8
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—እንደገና እተቐልዐ ተስፋ 15/8
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር—ክርስትያናዊ ተስፋ ድዩ፧ 15/8
“ኣብኡ ተሰዊሩ” ዘሎ መዝገብ ምርካብ 15/7
ኣብዛ ፍቕሪ ዘይብላ ዓለም ዕርክነት ምዕቃብ 15/10
ኣብ ግዜ ጸገም ሓጐስካ ዓቅብ 15/12
ኣቱም መንእሰያት—እናወሰኽኩም ትኸዱ ኸም ዘለኹም ይገለጽ 15/5
“ኣዕሩኸይ ኢኹም” 15/10
እቲ እሙን መጋብን ኣመሓዳሪ ኣካሉን 15/6
እነሆ፡ እቲ የሆዋ ዚሰምሮ ባርያ! 15/1
እናወሰኽካ ትኸይድ ከም ዘለኻ ይገለጽ 15/12
እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ 15/4
ከም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጽቡቕ ጠባይ ነርኢ 15/11
ከም ክርስቶስ እዙዛትን ተባዓትን ኩኑ 15/9
ከቶ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኣማዕብል 15/12
ክርስትያን ስድራ ቤታት—ኣብነት የሱስ ስዓባ! 15/7
የሱስ ዝበሎ ነገር ሓጐስ ዜምጽእ ብኸመይ እዩ፧ 15/2
የሱስ ዝበሎ ነገር ንኣረኣእያኻ ይጽለዎ 15/2
የሱስ ዝበሎ ነገር ንጸሎትካ ይጸልዎ ድዩ፧ 15/2
ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ሓጐስ ርኸብ 15/1
ጥበብ የሆዋ ኣብ ፍጥረት ይርአ 15/4
ጸሎትካ ብዛዕባኻ እንታይ ይገልጽ፧ 15/11
ጻድቃን ንኣምላኽ ንዘለኣለም ይውድስዎ 15/3
ፍቕሪ ሕውነትና ነዕቢ 15/11
ፍቕሪ ክርስቶስ ንኸነፍቅር ትድርኸና 15/9
የሆዋ
ሃብቲ ይመባጽዓልካ ድዩ፧ 1/9
ሓሳቡ ይቕይር ድዩ፧ 1/6
መላእኽቲ ኪዀኑ ንሕጻናት ይወስዶም ድዩ፧ 1/3
ምርጫ ይህበና 1/11
ምስ የሱስ ሓደ ዝዀኑሉ መገዲ 1/9
“ስቓዮም ኣጸቢቐ ርኤኹ” (ዘጸ 3:1-10) 1/3
ቅዱስ 1/7
ብቕንዕና ዚፈርድ ፈራዲ 1/9
ብዛዕባ ርእሱ ይገልጽ 1/5
ቫቲካን ንስም ኣምላኽ ኣብ ጥቕሚ ኸም ዘይውዕል ገይራ 1/4
ንምድሪ ኼድሕና ዚኽእል ኣምላኽ ጥራይ እዩ 1/1
ንሰብ ዘይኰነስ ንኣምላኽ ፍራህ 1/3
ንትሕትና ኣኽቢሩ ይርኢ 1/8
ንዅሉ መከራ ኼወግዶ እዩ 1/12
ንየሆዋ ኣይትረስዓዮ 15/3
ንድርብ መውስቦ ይድግፎ ድዩ፧ 1/7
ኣምላኽ መን እዩ፧ 1/2
ኣሳልጦ ኽንረክብ ይደልየና 1/12
ኣቦ ዘኽታማት 1/4
ካባና ዚደልዮ እንታይ እዩ፧ 1/10
ወትሩ ቕኑዕ ዚገብር ፈራዲ 1/1
ዝዓበየ መረጋገጺ ፍቕሪ 1/2
የሱስ ኣምላኽ ድዩ፧ 1/2, 1/4
ይርድኣልና 1/6
ይግደሰልና 1/6
ጸገማት ካብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ድዩ፧ 1/3, 1/6
ጾም ናብ ኣምላኽ ዝያዳ የቕርበካ ድዩ፧ 1/4
የሱስ ክርስቶስ
ምስ ኣቦ ዘለዎ ሓድነት 1/9
ቀምሹ ተበሃጊ ዝነበረሉ ምኽንያት 1/7
ብዛዕባ “መወዳእታ” ዝመሃሮ ትምህርቲ 1/5
ብዛዕባ መጻኢ ደቂ ሰብ ዝመሃሮ ትምህርቲ 1/8
ብዛዕባ ናብራ ስድራ ቤት ዝመሃሮ ትምህርቲ 1/11
ናጽላ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ብሓቂዶ ሰለስተ ሰብ ጥበብ በጺሖምዎ እዮም፧ 1/12
ንዘጋጠሞ ፈተና ተቓወመ 1/5
ንየሆዋ፡ “ኣባ፡ ኣቦይ” ኢሉ ዝጸውዖ ስለምንታይ እዩ፧ 1/4
ኣምላኽ ብዛዕባ ዚሰምዖ ጸሎት ዝመሃሮ ትምህርቲ 1/2
ኣምላኽ ድዩ፧ 1/2, 1/4
ኣብ ቤት-ልሄም ንኺውለድ ምኽንያት ዝዀነ ቘጸራ ህዝቢ 1/12
ኣእጋር ሃዋርያቱ ዝሓጸበ ስለምንታይ እዩ፧ 1/1
ዮሴፍ ንማርያም ኪፈትሓ ዝሓሰበሉ ምኽንያት 1/12
ፈሪሳውያንን “ልቕሉቕ መቓብር” ይመስሉ 1/11