ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ መስከረም 2012

እዛ ዓለም እዚኣ እትጠፍእ ብኸመይ እያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ቀረባ ግዜ ብዛዕባ ዚመጽእ ዓሰርተ ኣገዳሲ ፍጻመታት ይገልጽ። እዚ እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ይጸልወካ፧

ንሽሕ ዓመትን ብድሕሪኡን ዚህሉ ሰላም

ግዝኣት የሱስ ንደቂ ሰብ ብኸመይ በረኸት ከም ዜምጽኣሎም መርምር።

ቲኦክራስያዊ ኣብያተ ትምህርቲ መግለጺ ፍቕሪ የሆዋ

ነፍሲ ወከፍና ኻብዚ መለኮታዊ ትምህርቲ ብኸመይ ክንጥቀም ንኽእል፧

ካብ ትዕግስቲ የሆዋን የሱስን ተምሃር

የሆዋን የሱስን ትዕግስቲ ዘርኣዩ ብኸመይ እዮም፧ ንትዕግስቶም ምእንቲ ኽንቀድሓ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

“እታ . . . መዓልትን ሰዓትን ኣይትፈልጡን ኢኹም”

የሱስ በዘን ቃላት እዚአን ኣቢሉ እንታይ እዩ ዜመሓላልፍ ነይሩ፧ ኣብ ነፍሲ ወከፍና እንታይ ጽልዋ ኣለወን፧

የሆዋ ነቶም ሕጉሳት ህዝቡ ይእክቦም

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ በዓላት ምስ ኣኼባታት ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ይመሳሰል፧ ኣብኡ ምእካብና ጽቡቕ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧