ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጽ 32

ገጽ 32

ገጽ 32

እቲ ብግዜ ኖህ ዘጋጠመ ማይ ኣይሂ ብሓቂ ዓለምለኻዊ ድዩ ነይሩ፧ ገጽ 8 ርአ።

ኵሉ እቲ ንኣምላኽ ተባሂሉ ዚቐርብ ኣምልኾ ኣብ ቅድሚኡ ማዕረ ተቐባልነት ድዩ ዘለዎ፧ ገጽ 9 ርአ።

ንዘለኣለም ብህይወት ኬንብር ዚኽእል ማይ እንታይ ዓይነት እዩ፧ ብኸመይከ ኢኻ ኽትሰትዮ እትኽእል፧ ገጽ 12 ርአ።

ንምፍላጥ እተሕድሮ ሃንቀውታ ሓለፍ ዝበለ ጥቕምታት ኬምጽኣልካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 18 ርአ።