ገጽ 32
ገጽ 32
◼ እቲ ብዛዕባ መጻኢ ዚገልጽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መብጽዓታት ከም ዚፍጸም ክትኣምን ዜኽእለካ ኣርባዕተ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ ገጽ 8 ርአ።
◼ ሓቲትካዮ ምላሽ ንዘይህበካ ዀተቴ ብኸመይ ከተዘራርቦ ትኽእል፧ ገጽ 11 ርአ።
◼ ወለዲ ንደቆም: መማሰውቲ ንኪዀኑ ምእንቲ ኺምህርዎም እንታይ ስጕምትታት ኪወስዱ ይኽእሉ፧ ገጽ 13 ርአ።
◼ የሱስ ንኣይሁድ ኪሰብኽ ከሎ: ስም ኣምላኽ ይጥቀምዶ ነይሩ፧ ገጽ 19 ርአ።
◼ ንሓደ ኣብ መክሲኮ ዚርከብ ኣባል ንኣሽቱ ሰይጣውንቲ እተባህለ ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ: ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ንኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧ ገጽ 28 ርአ።