ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ገጽ 32

ገጽ 32

ገጽ 32

ኣብ ጕዕዞ ህይወትከ፡ እቲ ዝበለጸ መገዲ ኣየናይ ምዃኑ ብኸመይ ርግጸኛ ኽትከውን ትኽእል፧ ገጽ 8 ርአ።

ትምህርትታት የሱስ፡ ኣብ ጽሑፍ ብልክዕ ተዓቂቡ ኺጸንሕ ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 12 ርአ።

ሓደ ቛንቋ ጀርመን ዚዛረብ ዩክረይናዊ ኣብ ፓራጓይ ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ቍሸት ኪሰብኽ ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 19 ርአ።

ምድሪ ኻብ “ረስና” ኽትሓዊ ድያ፧ ገጽ 26 ርአ።